Category: News
ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ
Radio Erena: 17 April 2022
ቆራሪ ወቕቲ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝውድኣሉ ዘሎ እዋን፣ ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ን [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 17 April 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ።
ዩ.ኤስ.ኤይድ ኣብ መግለጺኡ፣ እቲ ናይ 114 [...]
ጀ.ኣልቡርሃን፣ ኣሲሩዎም ዘሎ ፖለቲከኛታት ኣብዚ ሳልስቲ ክፈትሖም ቃል ኣትዩ
Radio Erena: 17 April 2022
ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ፖለቲከኛታት፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሰለስተ መዓልታት ናጻ ክሰዶም ምዃኑ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ቤት ጽሕፈት ወኪል ሕብረ [...]
ብሪጣንያ: ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ከምእትልእኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 15 April 2022
ብሪጣንያ ብመንገዲ ኢንግሊሽ ቻነል ባሕሪ ተሳጊሮም ንዝኣትዉ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ክትልእኽ ክትጅምር ምኳና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ቦሪስ ጆንሶን ኣፍሊጡ።
[...]
መሰረታዊ ናይ መግቢ ረድኤትን ህጹጽ መድሃኒታትን ዝጸዓና 47 መካየን ናብ ትግራይ ተበጊሰን
Radio Erena: 15 April 2022
መሰረታዊ ናይ መግቢ ረድኤትን ህጹጽ መድሃኒታትን ዝጸዓና 47 ዓበይቲ መካይን፣ ካብ ክልል ዓፈር ናብ ትግራይ ከምዝተበግሳ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
እተን መካይን፣ ትማሊ 14 ሚ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ቃጨሮ፣ ሳልሳይ ዙር ወትሃደራዊ ታዕሊም ኣባላት ሓይልታት ኣምሓራ ተኻይዱ
Radio Erena: 15 April 2022
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኤርትራ፣ ከባቢ ቃጨሮ፣ ንኣስታት 2 ሽሕ ኣባላት ሓይልታት ኣምሓራ፣ ወትሃደራዊ ታዕሊም ከምዝተዋህቦም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ገሊጾም።
እቶም መንእሰያትን ሽማግለ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2022
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ኣብ ጥሪ 2022 ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ከምዘሎ ፎረይን ፖሊሲ ዝተባህለ መርበብ ዜና [...]
ንጀነራል ኣልቡርሃን ዝጠቅስ ዜና ኣብ ቅድሚት ኣይሰራዕካዮን ዝተባህለ ዳይረክተር ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን ካብ ሓላፍነቱ ተሰጕጉ
Radio Erena: 13 April 2022
ንኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝጠቅስ ዜና፣ ኣብ ቅድሚ ኣይሰራዕካዮን ዝተባህለ፣ ዳይረክተር ራድዮ ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ሉግማን ኣሕመድ ካብ ሓላ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ ተዓጽየን ዝጸንሓ፣ ብተጋሩ ዝውነና ዓበይቲ ሆቴላት ይኽፈታ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ድሕሪ ምእታው፣ ንህወሓት ይድግፋየን ንዝበለን 10ታት ሆቴላትን ትካላትን ንግዲን ዓጽዩወን ድሕሪ ምጽናሕ፣ ንገሊኤን ክኽፈታ ምፍቃዱ ዘ ሪፖርተር [...]
ኣብ ዳባት፣ መዓስከር ኣለም ዋጭ፣ ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሰንኪ ስእነት ሕክምናን ህጹጽ መጓዓዝያን ሞይቱ
Radio Erena: 12 April 2022
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝተደኮነ መዓስከር ስደተኛታት ኣለም ዋጭ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሓደ መንእሰያት ሰኣን ሕክምና ከም [...]