Category: News
ወዱ ንፕረዚደንት ሙሰቨኒ፣ ፖለቲካዊ ኣጀንዳኡ ንህዝቢ ከፍልጥ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 04 May 2022
ወዱ ንፕረዚደንት ዮወሪ ሙሰቨኒ፣ ስልጣን ከይርከብ ኣብ ዝስጋኣሉ ዘሎ እዋን፣ መበል 48 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ዘብዓለሉ እዋን፣ ፖለቲካዊ ኣጀንዳኡ ንህዝቢ ክገልጽ ምዃኑ ገሊጹ።
ለተናል [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ናይ ሕልና እሱራትን ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ
Radio Erena: 04 May 2022
ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ብምኽኒያት 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ፕረስ ኣመልኪቱ ብማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መልእኽቲ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜ [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ
Radio Erena: 04 May 2022
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ኣብ ዝወዓለቱ፣ ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ።
ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰል ጋ [...]
ኣልሸባብ ብዉሑዱ 10 ኣባላት ዓቃብ ሰላም ቀቲሉ
Radio Erena: 03 May 2022
ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጒ፣ ብውሑዱ 10 ወተሃደራት ዓቃብ ሰላም ከምዝተቐተሉ፣ ማዕከናት ዜና ሶማል ገሊጸን።
ወግዓዊ ተለቪዥን’ታ ሃገር ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ምስልምናን ክርስትናን ግጭት ተኻዪዱ
Radio Erena: 03 May 2022
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ መንጎ ዒድ ኣልፈጥር ንምብዓል ዝተኣከቡ ኣመንቲ ምስልምናን ኣመንቲ ክርስትናን ግጭት ከምዝተኻየደ፣ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ።
ኣህጉራዊ ስታድዩም እታ [...]
ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሸቃሎ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ናዕቢ ተኸሲቱ
Radio Erena: 03 May 2022
ባሕቲ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሸቃሎ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩሉ ኣብ ዝወዓለ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኤውሮጳ ጎነጽ ዝተሓወሶ ናዕብታት ተኻዪዱ።
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ፈረንሳውያን፣ ብ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ኲናት ዝማረኾም 163 ኣባላት ሑቲ ክፈትሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 02 May 2022
ስዑዲ ዓረብ፤ ኣብ ኲናት የመን ዝማረኸቶም 163 ኣባላት ሑቲ ናጻ ከምእትሰዶም ኣፍሊጣ።
ወሃብ ቃል ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቶም 163 ምሩኻ [...]
ቁጽሪ ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ናብ 200 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 02 May 2022
ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ሱዳን ኣብ ዝተወለዐ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ቁጽሪ ናብ 200 ከምዝዓረገ ማሕበር ሓካይም ሱዳን ሓቢሩ።
ካብቶም ዝተቐትሉ 9 ደቀንስትዮን 24 ትሕቲ ዕድ [...]
ምስቲ ብሃይማኖት ዝተበገሰ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ 280 ሰባት ኣሲሩ
Radio Erena: 02 May 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መንጎ ኣመንቲ ምስልምናን ክርስትናን ዝተወለዐ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ'ታ ሃገር 280 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ።
ማ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትይ
Radio Erena: 01 May 2022
ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትየሉ ከምዘሎ፤ ካብ ብራስለስ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ምስ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ዩክረይን ተተሓሒ [...]