Category: News

1 230 231 232 233 234 976 2320 / 9757
ንኢትዮጵያ፣ ኬንያን ታንዛንያን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤለክትሪክ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ክዛዘም ምዃኑ፣ በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ ሓቢሩ

ንኢትዮጵያ፣ ኬንያን ታንዛንያን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤለክትሪክ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ክዛዘም ምዃኑ፣ በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ ሓቢሩ

Radio Erena: 05 July 2022 እቲ ብመንግስቲ ዝውነን በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መስመር ኬንያ-ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፣ መስመር ኬንያ-ታንዛንያ ከኣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

Radio Erena: 05 July 2022 ካብ ሓሙስ 30 ሰነ ዝጀመረ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ናህሩ ከይዘሓለ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ወተሃደራዊ መንግስቲ’ታ ሃገር፣ ሰልፈኛታት ንምብታን ጎ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

Radio Erena: 05 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ኣትዩዎም ምህላዉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝ [...]
ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

Radio Erena: 04 July 2022 ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ሶማል፤ ብውሑዱ 40 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ሺን ሁዋ ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ ኣብቲ ኣብ ማእከላይ ዞባ ሸበሌ ዝተኻየደ ውግእ፤ ኣስማቶ [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ

Radio Erena: 04 July 2022 ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ሓይሊ ኣሚሙዎ ብዘሎ መሰረት፤ ኩሎም ምንቅስቓሳት እንተሰሚሮም፤ [...]
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ

ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ

Radio Erena: 04 July 2022 ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ ብመንግስቲ'ታ ሃገር ከምዝተፈቕደላ፤ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እታ መርማሪት ጉጅለ፤ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ

ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ

Radio Erena: 03 July 2022 ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዕደናታት ዘካዪዱ ዘለዉ ትካላት፣ ኣልፋ ኤክፕሎሬሽን፤ ናይ መወዳእታ ውጽኢት ምህርቱ ክርእይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ኣብ ደቡባዊ ም [...]
‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 03 July 2022 ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፤ ኣብ ዝለዓለ ወጥሪ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፤ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ምስሕሓብ ኣህጉራዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ፤ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ። [...]
ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

Radio Erena: 03 July 2022 ፖሊስ ኬንያ፤ ብቕትለት ሓደ ቻይናዊ ዜጋ ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ውልቀሰባት፤ ናብ ምምሕዳር ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘረከበ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣርባዕተ ክሱሳት እውን ምስቲ [...]
In and Out of the Border: Fashaga Skirmishes of Distraction

In and Out of the Border: Fashaga Skirmishes of Distraction

Photo Credit: Sudan Tribune. The Recent military skirmishes in Fashaga hotly disputed area bring the Horn of Africa, once again, to the headlin [...]
1 230 231 232 233 234 976 2320 / 9757