Category: News

1 215 216 217 218 219 976 2170 / 9760
ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክትመሓደር ዝጸንሐት ቤት ትምህርቲ ተክኒክ ሓጋዝ ብመንግስቲ ኤርትራ ተሃጊራ

ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክትመሓደር ዝጸንሐት ቤት ትምህርቲ ተክኒክ ሓጋዝ ብመንግስቲ ኤርትራ ተሃጊራ

Radio Erena: 31 August 2022 ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክትመሓደር ዝጸንሐት ቤት ትምህርቲ ተክኒክ ሓጋዝ ከምዝሃገራ ምንጭታት ካቶሊካውያን ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እታ ብኣሕዋት ክርስቲያን ላሳለ ክትመሓደር ዝ [...]
ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ብደለይቲ ለውጢ ዝተበተነ ፈስቲቫል ህግደፍ፤ ዳግማይ ክካየድ ካብ ምምሕዳር’ታ ከተማ ፍቓድ ረኺቡ

ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ብደለይቲ ለውጢ ዝተበተነ ፈስቲቫል ህግደፍ፤ ዳግማይ ክካየድ ካብ ምምሕዳር’ታ ከተማ ፍቓድ ረኺቡ

Radio Erena: 31 August 2022 ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ብደለይቲ ለውጢ ዝተበተነ ፈስቲቫል ህግደፍ፤ ዳግማይ ክካየድ ካብ ምምሕዳር’ታ ከተማ ፍቓድ ከምዝረኸበ ተገሊጹ። ምምዳር ከተማ ጊሰን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፤ [...]
ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ

ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ

Radio Erena: 30 August 2022 ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ። ኣብ እዋን ስርዓት ኣልበሽር ማሕበር ጋዜጠኛታት ምንባሩ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ደሴን ወልድያን፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ደሴን ወልድያን፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: 30 August 2022 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ሓይልታት ትግራይን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማታት ደሴን ወልድያን፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ። እቲ ካብ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ጃፓንን ተራኺቦም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ጃፓንን ተራኺቦም

Radio Erena: 30 August 2022 ሻሙናይ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ንልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ጃፓንን ተራኺቦም። ኣብቲ ብዕለት 28 ነሓሰ ዝተኻየደ ርክብ ክልቲኦም ሚ [...]
ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ሰራዊት ሃገሩ ክስሕብ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ

ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ሰራዊት ሃገሩ ክስሕብ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 29 August 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ሰራዊት ሃገሩ ክስሕብ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ። እቲ ጉጅለ ብቀዳም 27 ነሓሰ ኣብ ዘ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ብዕልቕልቕ ንዝተመዛበሉ ግዳያት ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ብዕልቕልቕ ንዝተመዛበሉ ግዳያት ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 29 August 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ብዕልቕልቕ ንዝተመዛበሉ ግዳያት ዝውዕል ሓገዝ ብነፈርቲ ከተጎዓዕዝ ጀሚራ። ንግስነት ኢማራት ብሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ግዚ [...]
ሓይልታት ትግራይ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም

ሓይልታት ትግራይ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም

Radio Erena: 29 August 2022 ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ሓይልታት ትግራይ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም። ወሃብ ቃል ህወሓት ጌታቸው [...]
መ.ኢትዮጵያ ዳግማይ ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ምዃኑ የጠንቅቕ

መ.ኢትዮጵያ ዳግማይ ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ምዃኑ የጠንቅቕ

Radio Erena: 28 August 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ምክያዱ፣ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ከቢድ ተቓውሞ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ተወሳኺ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከካይድ ምዃኑ ኣጠ [...]
ሊብያ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ትሪፖሊ ኲናት ይካየድ

ሊብያ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ትሪፖሊ ኲናት ይካየድ

Radio Erena: 28 August 2022 ኣብ ሊብያ ክተማ ትሪፖሊ፣ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወተሃደራውያን ሓይልታት ኲናት ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳም 27 ነሓሰ ከምዝተጀመረ ዝተገልጸ ኲናት ኣብ መ [...]
1 215 216 217 218 219 976 2170 / 9760