Category: News

1 176 177 178 179 180 978 1780 / 9775
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ዓድታት፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን  ግጭታ ይካየድ ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ዓድታት፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዓድታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኦሮሞን ኣምሓራን ግጭታት ይካየድ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። ኣሶሽተድ ፕረስ ብዘቕረቦ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም

Radio Erena: 27 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ፣ ራድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከምዝወጸ፣ ብደረቐን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ

Radio Erena: 26 January 2023 ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሓምለ 2023 ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ። ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብቲ ዋ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 26 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝሽየሙ ዘለዉ፣ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን፣ ብርግኣት ንነዊሕ ክቕጽሉ ዘይክልሉ ዘለዉ ምኽንያት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ብመልክዕ ሕቶ ንመንግስቲ ቀሪቡ [...]
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሩስያን ኣመሪካን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይጓየዩ

ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሩስያን ኣመሪካን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይጓየዩ

Radio Erena: 26 January 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ እትርከበን ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ23 ጥሪ ናብ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ሞይቱ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ሞይቱ

Radio Erena: 26 January 2023 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ሚኪኤል ሙሳ ኣዳሞ፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ገሊጻ። እቲ 62 ዓመት ዝዕድምኡ ሚኒስተር፣ ኣብ ብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 26 January 2023 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ሱና ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብሓሙስ 26 ጥሪ ናብ ካርቱም ድሕሪ [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዳግም ከተሕትም’ያ

ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዳግም ከተሕትም’ያ

Radio Erena: 25 January 2023 ምስ ምውዳቕ ስርዓት ሲያድ ባረ ኣብ 1991፣ ቀስ እናበለ ካብ ዕዳጋ ዝተኣልየ ባጤራ ሶማል፣ ዳግም ንምጅማሩ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ምክትል ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሶማል ምስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን

Radio Erena: 25 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ከምዝተገደዳ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ጠንቂ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሽያጥ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ 45 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ክትረክብ’ያ

ኤርትራ፣ ካብ ሽያጥ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ 45 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ክትረክብ’ያ

Radio Erena: 25 January 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዳህሳስን ኩዕታን ፓታሽ ዘካይድ ዘሎ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክት፣ ኣብ ምህናጽ ጽርግያን ድልድላትን ንዝነጥፍ፣ ሲሽዋን ዝተባህለ [...]
1 176 177 178 179 180 978 1780 / 9775