Category: News

1 171 172 173 174 175 979 1730 / 9781
ኣብ ክልል ትግራይ፣ መስርሕ ምቛም ግዝያዊ መንግስቲ ከም ዝተጀመረ ተሓቢሩ

ኣብ ክልል ትግራይ፣ መስርሕ ምቛም ግዝያዊ መንግስቲ ከም ዝተጀመረ ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 February 2023 ብመሰረት ኣብ ፒሪቶርያ ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ኣብ ክልል ትግራይ ምቛም ግዝያዊ መንግስቲ ከም ዝተጀመረ ተሓቢሩ። ብረቡዕ [...]
ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ይወጽእ ምህላዉ ኣፍልጦ ሂባ

ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ይወጽእ ምህላዉ ኣፍልጦ ሂባ

Radio Erena: 16 February 2023 ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ይወጽእ ምህላዉ ከም እትፈልጥ፡ኣፈኛ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ነድ ፐራይስ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ ብሰኑይ 13 ለካቲት ምስ ጋዜጠኛታት ኣብ [...]
ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓለላ ሓቲታ

ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓለላ ሓቲታ

Radio Erena: 15 February 2023 ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳታት ክለዓለላ፡ ብሰንበት 12 ለካቲት ናብ ባይቶ ጸጥታ ውሕሃ ሕቶ ከም ዘቕረበት ተሓቢሩ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ንሩስያ ወተ [...]
ስድራቤት ካብ ኢትዮጵያ ዝተጨውዩ መንእሰያት ድሃይ ደቆም ይሓቱ

ስድራቤት ካብ ኢትዮጵያ ዝተጨውዩ መንእሰያት ድሃይ ደቆም ይሓቱ

Radio Erena: 15 February 2023 ካብ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ኤርትራ ናይ ዝተጨውዩ መንእሰያት ስድራቤት፡ሃላዋት ደቆም ክንገሮም ጠሊቦም። ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ [...]
ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ

ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ

Radio Erena: 15 February 2023 መንግስቲ ኤርትራ ካብ መዐደኒ ቢሻ ብግብርን ካልእ ብጽሒታትን ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ምግባሩ ተሓቢሩ። ኣቦ ወንበር ናይቲ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ንጥፈታት ዘካይድ [...]
Eritrean Cyclist Henok Muluberhan wins Africa Championship Tilte

Eritrean Cyclist Henok Muluberhan wins Africa Championship Tilte

  Erena News: 14 February 2023 For the second year in sequence, Eritrean cyclist Henok Muluberhan wins the title of Africa’s champion. [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 12 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 12 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 February 2023 ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 12 ኣባላት ኣልሸባብ ከምቐተለት ካብ ፐንታጎን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ማእከላይ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ማ [...]
ደቡብ ሱዳን፡ ብባጤራ ዶላር ዝግበር ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ምሉእ ብምሉእ ደው ኢሉ

ደቡብ ሱዳን፡ ብባጤራ ዶላር ዝግበር ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ምሉእ ብምሉእ ደው ኢሉ

Radio Erena: 14 February 2023 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብታ ሃገር ብባጤራ ዶላር ዝግበር ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ምሉእ ብምሉእ ደው ኢሉ፡ ብባጤራ ናይታ ሃገር ማለት ፓውንድ ጥራይ ክኸውን ትእዛዝ ሂቡ። ደቡ [...]
ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ጽርግያ፡ ቀዳማይ ብምውጻእ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ

ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ጽርግያ፡ ቀዳማይ ብምውጻእ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ

Radio Erena: 14 February 2023 ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ትማሊ ሰኑይ 13 የካቲት፡ ኣብ ኣክራ ርእሰ ከተማ ሃገረ ጋና ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ጽርግያ፡ ቀዳማይ ብምውጻእ [...]
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ትግራይ ክበጽሕ’ዩ

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ትግራይ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 13 February 2023 ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ክልል ትግራይ ክበጽሕ ምዃኑ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ 15 ክሳብ 19 [...]
1 171 172 173 174 175 979 1730 / 9781