Category: News

1 135 136 137 138 139 979 1370 / 9790
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ምክትሉን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ምክትሉን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 06 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም፣ ሓደ ኣዛዚ ፖሊስ ምስ ምክትሉ ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣዛዚ ፖሊስ ከባቢ ደጀን፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Thursday, 06 July 2023 ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ፣ ናብ ሩስያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደ፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣጋር ገሊጹ። ንሱ፣ ካብ 29 ሰ [...]
ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን፣ ኤርትራውያን ክተኣኻከብሉ ኣብ ዝኽእሉ ከባቢታት፣ ካራሩ፣ ኣባትርን ኣእማንን ምሓዝ ዝኽልክል ኣዋጅ ወጺኡ

ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን፣ ኤርትራውያን ክተኣኻከብሉ ኣብ ዝኽእሉ ከባቢታት፣ ካራሩ፣ ኣባትርን ኣእማንን ምሓዝ ዝኽልክል ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: Thursday, 06 July 2023 ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን፣ ኤርትራውያን ክተኣኻኸብሉ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሉ ኣብ ዝተጠርጠረ ከባቢታት፣ ንመባእሲ ዘገልግል ከም ካራሩ፣ ኣባትርን ኣእማንን ምሓዝ ዝኽእል ግዝ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 600  ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ተታሒዞም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 600 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ተታሒዞም

Radio Erena: Wednesday, 05 July 2023 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሱ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 600 ስደተኛታት ከምዝተታሕዙ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት [...]
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ጊሰን ክልዓለ ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ጊሰን ክልዓለ ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday, 05 July 2023 ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ፌስትቫል ጊሰን፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ክልዓል ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ። መደበር ፖሊስ ከተማ ጊሰን [...]
ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኢለሪክበርግ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ጎደና ናይ ካራ መጥቃዕቲ፣ ብምፍጻም፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዝቐተለን ንኻልእ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ዘ [...]
ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣብ ከባቢ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐሱ ተራ ነጋዶ፣ ኣብ ወርሒ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ንላዕሊ ዝግመት ንግዳዊ ልውውጢ ከየካይዱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ዝንቀሳቐስ ኣካል ጉጅለ ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵውያንን ክልተ ሱዳናውያንን፣ ንሓይልታት ጸጥታ ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ዜና ጋረወ ሓቢሩ። እቶ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’  የመን

‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’ የመን

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታን ርግኣትን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ ምዃኑ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ኣጠንቂቑ። እቲ ሚ [...]
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

Radio Erena: Monday, 03 July 2023 መንግስቲ ኣሜሪካ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ግጭት ናብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ናይ ኢኮኖምያውን ጸጥታውን ሓገዛት ክልከላ ከፋኹሶ ምውሳኑ ተገሊጹ። ኣፈኛ ሃ [...]
1 135 136 137 138 139 979 1370 / 9790