Category: ዜና ኤርትራ

1 85 86 87 88 89 633 870 / 6328
ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 03 March 2023 ቤት ጽሕፈት ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ብሓሙስ ክልተ መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንኣሕመድ ኣልሚራክ ከም መበል 15 ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ጌሩ ከም ዝመዘዞ ተሓቢ [...]
ጀርመን፡ ኤርትራዊ ዜጋ ብቕትለት ተኸሲሱ

ጀርመን፡ ኤርትራዊ ዜጋ ብቕትለት ተኸሲሱ

Radio Erena: 03 March 2023 ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ኣብ ደቡባዊ ጀርመን ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ጓል 14 ዓመት ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣኽባሪ ሕጊ ናይታ ሃገር ኣንጻር ወዲ 27 ዓመት ጥርጡር ክሲ ከም ዝመስረተ ተሓቢሩ። [...]
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ

ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ

Radio Erena: 02 March 2023 ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ። ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ንዝኽሪ ምጅማር ኲናት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒራቕ ምኽንያት ብ [...]
ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምስ ወራሲ ዓራት ሱዕዲ ዓረብ ከም ዝተዘራረበ ተገሊጹ

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምስ ወራሲ ዓራት ሱዕዲ ዓረብ ከም ዝተዘራረበ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 March 2023 ንክልተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም ናብ ርያድ ዘምርሐ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ምስ ወራሲ ዓራት ንግስነት ሱዕዲ ዓረብ፡ መሓመድ ቢን ሳልማን ተዘራሪቡ። ኣብቲ ብረቡዕ 1 [...]
ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናብ ሱዕዲ ዓረብ ኣምሪሑ

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናብ ሱዕዲ ዓረብ ኣምሪሑ

Radio Erena: 28 February 2023 ፕረዚደንት ኢሳያስ ናይ 2ተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም፡ ብሰሉስ 28 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናብ ሱዕድያ ኣምሪሑ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ንጉስ ካልድ ኣህጉራዊ መዓ [...]
ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 28 February 2023 ኤርትራ ኣብ ወርሒ መስከረም ናይዚ ዘለናዮ ዓመት ኣብ ዝካየድ ኬንያ እተአንግዶ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ። እዚ ካብ ኣርባዕተ ክሳብ ሽዱሽተ መስከረም ክካየ [...]
BREAKING: ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ተዓዋቲ መበል 15 ዙር ርዋንዳ ኮይኑ

BREAKING: ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ተዓዋቲ መበል 15 ዙር ርዋንዳ ኮይኑ

Radio Erena: 26 February 2023 መበል 15 ዙር ርዋንዳ፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ፖል ካጋመ ኣብ ዝተረኸበሉ፡ ሎሚ ሰንበት 26 የካቲት 2023፡ ብዓወት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ቲም Green [...]
ኤርትራ: ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ኣመልኪቱ ንዘቕረቦ ናይ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ

ኤርትራ: ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ኣመልኪቱ ንዘቕረቦ ናይ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ

Radio Erena: 26 February 2023 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ኣመልኪቱ ንዘቕረቦ ናይ ውሳነ ሓሳብ ኤርትራ ተቓዊማቶ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ 23 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝቐረበ ሓሳብ፡ሓደ [...]
ዙር ሩዋንዳ፣ ሎሚ ቀዳም 25 ለካቲት፣ ኣብ ሻብዓይ መድረኽ፣ ሄኖክ ሙሉእብርሃን፣ ቢጫ ማልያ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩዋ

ዙር ሩዋንዳ፣ ሎሚ ቀዳም 25 ለካቲት፣ ኣብ ሻብዓይ መድረኽ፣ ሄኖክ ሙሉእብርሃን፣ ቢጫ ማልያ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩዋ

Radio Erena: 25 February 2023 ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ቀዳም 25 ለካቲት 2023፡ ካብ ከተማ ኒያማታ ናብ ከተማ ኪጋሊ 115.8 ኪሎ ሜትር ብዝሸፈነ ርሕቐት ሻብዓይ መድረኽ ኣብ ዘሳለጠሉ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት [...]
ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት፤ ሄኖክ ሙሉብርሃን ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት፤ ሄኖክ ሙሉብርሃን ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 24 February 2023 ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት 2023፡ ካብ ሩባቩ ናብ ጂኩምቢ 157 ኪሎ ሜትር ብዝርሕቐቱ ጉዕዞ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ፡ ዴንማርካዊ ተቐዳዳማይ ፕሮኮንቲነንታል ክለብ Q36.5፡ ማ [...]
1 85 86 87 88 89 633 870 / 6328