Category: ዜና ኤርትራ

1 68 69 70 71 72 633 700 / 6328
ብህግደፍ ኣብ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ቆሲሎም

ብህግደፍ ኣብ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: Thursday, 03 August 2023 ብህግደፍ ዝተወደበ ፈስቲቫል ስካንዲናቭያን፣ ኣብ ዝጀመረሉ ሓሙስ 3 ነሓሰ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ብዘካየዱዎ ተቓውሞ ኣብ ዝተፈጥረ ሕንፍሽፍሽ፣ ብውሑዱ 7 ሰባት ከምዝቖሰሉ [...]
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ናብ ዓ.ብሪጣንያ ዘእቱ ቪዛ ተኸልኪሎም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ናብ ዓ.ብሪጣንያ ዘእቱ ቪዛ ተኸልኪሎም

Radio Erena: Wednesday, 02 August 2023 ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም 4 ኣባላት ናይ`ታ፡ ካብ 3 ክሳብ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱም፣ ኣብ ሞንጎ ኲናት ተቐርቂሮም ከም ዘለዉ ገሊጾም

ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱም፣ ኣብ ሞንጎ ኲናት ተቐርቂሮም ከም ዘለዉ ገሊጾም

Radio Erena: Wednesday, 02 August 2023 ኣብ ከተማ ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቖም ከምዘለዉ ገሊጾም። ካብ’ቶም ኣብ መንጎ ኲ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትሽምት መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትሽምት መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 30 July 2023 ኤርትራ ካብ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትሽምት መደብ ከምዘለዋ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ካብ ሰይንት ፒተርስበርግ ገሊጸን። ሓላፊ ወተሃደራዊ _ ተክኒካዊ ምትሕግጋዝ ሩስያ ዲሚትሪ [...]
ሩስያ፣ ንሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልግስያ

ሩስያ፣ ንሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልግስያ

Radio Erena: Friday,28 July 2023 ሩስያ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልግስ ምዃና ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ‘’ሩስያ-ኣፍሪቃ’’ ኣብ [...]
መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ነዳዲ ከይተዙርቕ ተሰጊኣ ካብ ዝጸንሐት ዝተባላሸወት መርከብ፣ ጽዕነታ ክኣልይ ከምዝጀመረ ካብ የመን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
ሰለስተ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሉዎም ሰበስልጣናት ማዕቀብ ክግበር፣ ጸዊዖም

ሰለስተ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሉዎም ሰበስልጣናት ማዕቀብ ክግበር፣ ጸዊዖም

Radio Erena: Wednesday,26 July 2023 እቶም ኣባላት ኮንግረስ ብዕለት 20 ሓምለ ናብ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝለኣኹዎ ደብዳቤ፣ ኣብ ልዕሊ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱን በላይ ኣያለውን ዝተባህሉ ሰበስ [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሰግሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣሲራ

ኡጋንዳ፣ ካብ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሰግሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣሲራ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ሓለዋ ዶባት ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቲኖም ዝበለዎም ሸሞንተ ኤርትራውያን ከምዝሓዙ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ብ20 ሓምለ፣ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላን ሓንቲ ከተማ ክልል ኣምሓራን ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላን ሓንቲ ከተማ ክልል ኣምሓራን ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተሓቢሩ። መንግስቲ ክልል ጋምቤላ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ ሰዓት 7 ናይ ምሸት ክሳብ ሰዓት [...]
1 68 69 70 71 72 633 700 / 6328