Category: ዜና ኤርትራ

1 66 67 68 69 70 633 680 / 6322
‘ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገበናት ብ3.8% ወሲኹ’ ኣዛዚ ፖሊስ

‘ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገበናት ብ3.8% ወሲኹ’ ኣዛዚ ፖሊስ

Radio Erena: MOnday, 21 August 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ገበናት ብ3.8% ከምዝወሰኸ ኣዛዚ ፖሊስ ናይቲ ዞባ ሌ/ኮ ግርማይ ገብረሚካኤል ምግላጹ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ 16 ነሓሰ ሕታማ ኣስፊራ [...]
‘ኡጋንዳ፣ ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ዝርከብዎም ሰባት ኣብ ምዝማት ተዋፊሮም ዝጸንሑ ክልተ ዕጡቓት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም’ ፖሊስ

‘ኡጋንዳ፣ ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ዝርከብዎም ሰባት ኣብ ምዝማት ተዋፊሮም ዝጸንሑ ክልተ ዕጡቓት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም’ ፖሊስ

Radio Erena: Friday, 18 August 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ዝርከብዎም ሰባት ኣብ ምኽታርን ምዝማትን ተዋፊሮም ዝጸንሑ ክልተ ዕጡቓት ኣባል ጭፍራ ገበነኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: Thursday, 17 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን ይቕጽል ኣሎ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዘመሓላልፍዎ ዘለዉ መ [...]
ኤርትራ፡ ካብ 19  ክሳብ 27 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፡ ካብ 19 ክሳብ 27 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ፡ ካብ ቀዳም19 ክሳብ ሰንበት 27 ነሓሰ 2023፡ ኣብ ሃንጋሪ፣ ከተማ ቡዳፐሽት ኣብ ዝሰላሰል፡ መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክ [...]
ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ እምነቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ጴንጠቆስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ። ንመሰል ኣመንቲ ክርስትና ዝጣበቕ፣ ባ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ክወሃቦ ጸዊዑ። ኣምባሳደር ዳረን ወልች፤ ንፍልይቲ ልእኽቲ ብሪጣንያ ኣብ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 12 August 2023 Radio Erena · ቀዳም 12 ነሓሰ 2023   [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 https://www.youtube.com/watch?v=5um9poyd5jk [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 Radio Erena · ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023   [...]
1 66 67 68 69 70 633 680 / 6322