Category: ዜና ኤርትራ

መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 14 July, 2014 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ርክብ፣ ሬክ ማሻር፣ ብመንጎኝነት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካ [...]

መንግስቲ ሱዳን ተወሰኽቲ 28 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊሱ
Radio Erena: 11 July, 2014 መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ገፊፉ ናይ ምምላስ መስርሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ’ውን ተወሰኽቲ 28 መንእሰያት ናብ ኤርትራ መሊሱ። ካብቶም መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤ [...]

ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ንዘካየዱ ኤርትራውያን ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ኣብ ሳህሪኖም ክእሰሩ
Radio Erena: 11 July, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ነቶም ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ዘካየዱ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ካብ 3 ክሳብ 6 ወርሒ ኣብ ሳህሪኖም ክእሰሩ ወሲኑ። እቶም ስደተኛታት፣ ካብቲ ተታሒዞም [...]

ኩባንያ ኣንድያሞ ኣብ ምዕራባዊ ኤርትራ ብሉጽ ዝዓይነቱ ወርቂን ነሓስን ረኺቡ
Radio Erena: 10 July, 2014 ኣብ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ያቆብ ድዋር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ዳህሳስን ኩዕታን ከካይድ ዝጸንሐ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ኣንድያሞ ብሉጽ ዓይነት ነሓስን ወርቕን ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ፣ ኣብ [...]

ጅቡቲ፣ ምስ ናይ ዱባይ ወሃብ ኣገልግሎት ወደብ ዝነበራ ናይ 30 ዓመት ውዕል ሰሪዛቶ
Radio Erena: 10 July, 2014 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ዲ.ፒ ዎርልድ ምስ ዝተባህለ ናይ ዱባይ ኩባንያ ዝኣተዎ ናይ 30 ዓመት ናይ ወደብ ኣገልግሎት ውዕል ሰሪዝዎ። ኣብ ኣገልግሎት ምርጋፍን ምኽዛንን ኮንተይነራት ኣህጉራዊ ስም ዘለዎ [...]

ኣልሸባብ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 10 July, 2014 ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ቤት መንግስቲ ጽዑቕ መጥቃዕቲ ኣካይዶም። እቶም ኣርፒጂታት ዝርከቦ ጠበናጁ ዝዓጠቑ ኣባላት ኣልሸባብ፣ ኣብቲ ብጽኑዕ ዝሕሎ ቤት መንግስቲ ሶማል ናብ ት [...]

Pope Francis gives his full support for Dawit
Radio Erena: 09 July, 2014 Pope Francis gives his full support to the international campaign for the release of Dawit Isaak, the Swedish-Eritrean jou [...]

“ኣብ ጁባ ኣብ ሰዓታት ሕላፍ ዝተረኽበ ክቕተል’ዩ” ሚኒስተር ው.ጉ
Radio Erena: 09 July, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ዝጠሓሰ ዝኾነ ሰብ ክቕትለ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣጠንቒቑ። መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነዚ መጠንቐቕታ ዘቕረብ፣ ምስ ተቓወምቲ ወገናት ኣብ ምምስራት [...]

የመን፣ ንኢትዮጵያዊ ተቓዋሚ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከበት ክልቲኦም መንግስታት ብወግዒ ገሊጾም
Radio Erena: 09 July, 2014 የመን፣ ናብ ኤርትራ የመርሕ ንዝነበረ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ ኣብ ትራንዚት ድሕሪ ምሓዛ ብኡ ንብኡ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘረከበትሉ ምኽንያት፣ ኣብ መንጎ የመንን ኢትዮጵያ ብዘሎ ብገበን ንዝድለዩ ው [...]

ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ 60% ፕሮጀክት ኣስመራ ወኒኑ
Radio Erena: 08 July, 2014 ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ 60 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ኣስመራ ፕሮጀክት ዝፍለጥ ናይ ዕደና ንጥፈታት ከምዝወነነ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ካናዳ ዝመደሩ ኩባንያ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ27 ሰነ 2014 ምስቲ ብመንግ [...]