Category: ዜና ኤርትራ

1 54 55 56 57 58 634 560 / 6331
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 17 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 17 ታሕሳስ 2023   [...]
ካሜሩን ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ስልጣኑ ናብ ወዱ ከሰጋግር

ካሜሩን ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ስልጣኑ ናብ ወዱ ከሰጋግር

Radio Erena: Thursday, 14 December 2023 ኣብ ካሜሩን ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ፣ ወዲ 90 ዓመት፣ ፕረዚደንት ፓል ቢያ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ፍራንክ ኢማኑዌል ቢያ ዝተባህለ ወዱ ክው [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መራኽብ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ቀጺሉ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መራኽብ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ቀጺሉ

Radio Erena: Thursday, 14 December 2023 ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ዝበለን መራኽብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ይቕጽሎ ኣሎ። ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ መዓልታት፣ ብውሕ [...]
ኣባላት ባይቶ ፈረንሳ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝዓለመ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ

ኣባላት ባይቶ ፈረንሳ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝዓለመ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ

Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023 ኣባላት ባይቶ ተቓወምቲ ፈረንሳ ትማሊ ሰኑይ ንሓደ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ። ኣባላት ኩሎም ተቓወምቲ ጉጅለታት ብጸጋምን ብየማንን ቅድሚ [...]
መበል 75 ዓመት ምእዋጅ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

መበል 75 ዓመት ምእዋጅ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 10 ታሕሳስ፣ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዝተኣወጀለኡ መበል 75 ዓመት ተዘኪሩ። ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ 10 ታሕሳስ 1948፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋባኣሉ ዋዕላ ኣብ [...]
ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝጀመርዎ ግፋ ንሳልሳይ ሰሙን ከምዝቐጸለ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ ዝጸዕቐሉን ዝ [...]
ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን ዝበኣሰ እዩ: ጠንቁ ድማ ትሑት ቁጠባን ትሑት ደረጃ ንቕሓትን እዩ

ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን ዝበኣሰ እዩ: ጠንቁ ድማ ትሑት ቁጠባን ትሑት ደረጃ ንቕሓትን እዩ

Radio Erena: Monday, 11 December 2023 ካብ 1991 ኣትሒዙ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ዓለምለኻዊ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ) ይካየድ እዩ:: እዚ ጎስጓስ'ዚ ኣ [...]
ፖለቲካዊ ፍልልይ ኤርትራውያን ይገፍሕ

ፖለቲካዊ ፍልልይ ኤርትራውያን ይገፍሕ

Radio Erena: Monday, 11 December 2023 ኣብ ወጻኢ ሃገር ናይ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ፍልልይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገፍሐን ሓደገኛ እናኾነን ይመጽእ ኣሎ:: ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ፌስቲቫላት ህ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 10 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 10 ታሕሳስ 2023   [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Friday, 08 December 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን ሎሚ ብጻዕቒ ቀጺሉ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፡ ሕጋዊ ናይ ስደተኛታት መንበሪ ፍቓድ ዘለ [...]
1 54 55 56 57 58 634 560 / 6331