Category: ዜና ኤርትራ

ጳጳስ ፍራንሲስ ሞት ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ንምግታእ ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ጸዊዖም
Radio Erena : 25 September, 2014 ጳጳስ ካቶሊካዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ ፍራንሲስ፣ ሞት ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ንምግታእ ሃገራት ኤውሮጳ ብሓባር ክሰርሓ ጸዊዖም። ጳጳስ ፍራንሲ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ብዝሒ ሞት [...]

ናይ ምሽማት ዓቕሚ ባጤራ ናቕፋ ካብ ዝነበሮ ብዝበኣሰ እናተዳኸመ መጺኡ
Radio Erena : 24 September 2014 ናይ ምሽማት ዓቕሚ ባጤራ ናቕፋ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተዳኸመ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ዋጋታት ስጋን ካልእ መሰረታዊ መግብታትን ብዕጽፍታት ይንህር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ዋጋ ሓደ ኪሎ ስጋ ኣብ ዝሓለፈ [...]

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐይዶምሉ ዘለዉ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ክዕጾ ኣዘዙ
Radio Erena : 23 September 2014 ኣስታት 2 ሽሕ ኤርትራውያንን ሱዳናውያን ተቐይዶምሉ ዘለዉ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ክዕጾ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ወሲኑ። ላዕለዋይ ቤት እስራኤል ብሰኑይ 22 መስከረም ኣብ ዘሕለፎ ውሳ [...]

ኤቦላ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ወርሒ ልዕሊ 2800 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena : 23 September 2014 ሕማም ኢቦላ፣ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ውሽጢ'ዚ ሽዱሽተ ወርሒ በዚ ሕማም ናይዝሞቱ ቁጽሪ ግዳያት 2811 ከምዝበጽሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዛጊት ኣብ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ሓድሽ ግጭት ኣብ ላዕላይ ኒል
Radio Erena : 23 September 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዞባ ላዕለዋይ ኒል፣ ሓድሽ ግጭት ከምዝተወልዐ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኣብ ከባቢ ናይታ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ከተማ ሬንክ ዝተወልዐ ግጭት፣ ብሬክ ማሻር ዝምር [...]

ሰንዓ፣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ኣመንቲ ሺዓ- ሁቲ
Radio Erena : 22 September 2014 ተቓወምቲ ሺዓ ናይ ሁቲ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ንዝርከብ ቤት መንግስቲ ድሕሪ ምቑጽጻሮም ሓድሽ ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ። እቲ ብመንጎኝነት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ብፕረዚደንት [...]

ኢትዮጵያን ሩስያን፣ ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ
Radio Erena : 22 September 2014 ኢትዮጵያን ሩስያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክትሓጋገዛ ተሰማሚዐን። እዚ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዕእልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ [...]
ምስጋና ንመንእሰያት ህግደፍ
Radio Erena: 22 September, 2014 መንእሰያት ህግደፍ፣ ኣብ ኣብ ግንባራት ኤርትራ ንዝርከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት በጺሖም፣ ድራር ጋቢዞም፣ ኣዘናጊዖም፣ ኣብ ሳዋ ፈስቲቫል ኣካይዶም ዝብሉ ንጥፈታት እናሻዕ ዝተደጋገመና ዜ [...]

ብOne Day Seyoum ዝተወደብ ፍሉይ ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ 18 መስከረም ኣብ ሽወደን ተኻይዱ
Radio Erena: 22 September, 2014 ብምኽንያት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ-18 መስከረም፣ ብOne Day Seyoum ዝተወደበ ፍሉይ ዝኽሪ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ተኻይዱ። ኣብቲ ትማሊ ሰንበት 21 መስከረም፣ ኣብ [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 22 September, 2014 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ንፈጻሚ ጉዳይት ኤምባሲ የመን ኣብ ኤርትራ መሓማድ ዓሊ ጃይፍ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ብምዕዳም ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ምስ ኤርትራ ዘሎ [...]