Category: ዜና ኤርትራ

1 545 546 547 548 549 633 5470 / 6325
ብኣፈኛ ፓርላማ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢራን ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብኣፈኛ ፓርላማ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢራን ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 24 Novermber 2014 ብኣፈኛ ፓርላማ ዶክተር ዓሊ ላሪጃኒ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢራን ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። ልኡኽ መንግስቲ ኢራን ኣብ ናይ ጅቡቲ ዑደቱ ምስ ፕረዝዚደንት ጅቡቲ እስማዒ [...]
ኩባንያ ኔቭሰን፣ ንሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ባርነት ጸሚዱ ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

ኩባንያ ኔቭሰን፣ ንሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ባርነት ጸሚዱ ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

Radio Erena: 21 November 2014 ኣብ ቢሻ ዕደና ወርቂ ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ነቭሸን፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምምዝማዝ ናጻ ጉልበት ኢድ ከምዘለዎ ኣብቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ተመዲቦም ዝሰርሑ ዝነበሩ ሰለስተ ኤርትራውያን [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ዝተሓብኡ ክልተ ስደተኛታት፣ ኣብታ መኪና ብዝተወልዐ ባርዕ ሞይቶም

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ዝተሓብኡ ክልተ ስደተኛታት፣ ኣብታ መኪና ብዝተወልዐ ባርዕ ሞይቶም

Radio Erena: 21 November 2014 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ኣብ እትሰግር ዝነበረት ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዝነበሩ ክልተ ስደተኛታት፣ ኣብታ መኪና ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጦም። እቶም ስደተኛታ [...]
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ መጽንሒ ስደተኛታት ብዘጋጠመ ባርዕ ሓደ ኤርትራዊ ሞይቱ

ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ መጽንሒ ስደተኛታት ብዘጋጠመ ባርዕ ሓደ ኤርትራዊ ሞይቱ

Radio Erena: 20 November 2014 ኣብ ስዊዘርላንድ ከባቢ ጀነቫ ኣብ ዝርከብ ስደተኛታት ዝጸንሕሉ ብልምዲ ‘ፋየ’ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ቦታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓደ ኤርትራዊ ሞይቱ። በቲ ናብ ሰኑይ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ቨርን [...]
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኤርትራውያን መብዛሕቶም ናብ ሱዳን ብምስጋር ጉዕዝኦም ናብ ኤውሮጳ ከምዝቕጽሉ ተሓቢሩ

ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኤርትራውያን መብዛሕቶም ናብ ሱዳን ብምስጋር ጉዕዝኦም ናብ ኤውሮጳ ከምዝቕጽሉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 November 2014 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ማይ ዓይኒ፣ ዓዲ ሓሩሽን ሕጻጽን ተዓቝቦም ካብ ዝነበሩ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መብዛሕቶም ናብ ሱዳን ከምዝሰገሩ ተሓቢሩ። ሬድዮ ኤረና ምስ ሓያ [...]
ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 19 November 2014 ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን። ነቲ ዝርርብ ዘካየዱ፣ ካብ ወገን መንግስቲ የመን ሓድሽ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ኮይኑ ዝተመዘዘ ፋሃድ ካፋን ክኸውን እንከሎ [...]
ብ One Day Seyoum ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ምንቕስቓስ እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ተራኺባ

ብ One Day Seyoum ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ምንቕስቓስ እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ተራኺባ

Radio Erena: 19 November 2014 ብዋን ደይ ስዩም (One Day Seyoum) ዝፍለጥ፣ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ፍትሒ ንኽረክብ ዝንቀሳቐስ ፕሮጀክት እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ፣ ምስ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቫ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም

Radio Erena: 18 November 2014 ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ሓደ ጽላል ተጠርኒፎም ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እ [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ

Radio Erena: 18 November 2014 ተቐዳዳማይ ጀርመናዊት ክለብ ባይክ አይድ፡ መኽሰብ ደበሳይ፡ ትማሊ ሰኑይ 17 ሕዳር 2014፡ ካብ ኪጋሊ ናብ ኪቡንጎ ንዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊትሉ። ዝሓ [...]
ወትሃደራዊ ኣዛዚ ቡርኪናፋሶ ስልጣን ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣረኪቡ

ወትሃደራዊ ኣዛዚ ቡርኪናፋሶ ስልጣን ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣረኪቡ

Radio Erena: 18 November 2014 ኣብ ቡርኪ ፋሶ ስልጣን ጨቢጡ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ኣዛዚ፣ ስልጣኑ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መራሒ ሓድሽ መንግስቲ ኣረኪቡ። መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምራሕ ብግዝያውነት ናይ ፕረዚደንት ስልጣን ተረኪቡ [...]
1 545 546 547 548 549 633 5470 / 6325