Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራውያንን ካልኦት ስደተኛታትን ኣብ ምድሓን ልዑል ኣበርክቶ ዝገብሩ ዘለዉ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንሽልማት ኖቤል…
Radio Erena: 27 November 2014 ኤርትራውያንን ካልኦት ስደተኛታት ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ ምድሓን ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንመጻኢ ንሽልማት ናይ ሰላም ኖቤል ካብ ዝርቁሑ ሰባት ክኾኑ ከምዝኽእሉ ንና [...]

ማላዊ 100 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 27 November 2014 ብመንገዲ ታንዛናያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ማላዊ ዝኣተዉ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ንያሳ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ የም [...]

ኣመሪካ ዜጋታታ ናብ ጅቡቲ ከይገሹ ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 27 November 2014 ኣመሪካ ዜጋታታ ናብ ጅቡቲ ከይገሹ ኣጠቂቓ። ጅቡቲ ሓንቲ ካብተን ሰራዊት ኣመሪካ ዓስኪሩለን ዝርከብ ሒደት ሃገራት ኣፍሪቃ ብምዃና፣ ኣልቃዒዳ ኣብዚ ቀረባ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካዩድ ይኽእል ካ [...]

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተዘራሪበን
Radio Erena: 26 November 2014 ሓድሽ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት የመን ኮይኑ ዝተመዘዘ ጃላል ኣል ሮዌሻን ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ የመን መሓመድ ሸኽ ዓብዱ ጀሊል ተራኺቡ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ዝርርብ ምክያዱ ኣገልግ [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 12 ዜጋታት ኢትዮጵያን የመንን ሞይቶም
Radio Erena: 26 November 2014 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 12 ዜጋታት ኢትዮጵያን የመንን ከምዝሞቱን 20 ኸኣ ከምዝቆሰሉን ኣራብ ኒውስ ዝተባህለ ማዕከን ዜና [...]

ነፈርቲ ውግእ ሱዳን ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘምብየን ክብል መንግስቲ ጁባ ከሲሱ
Radio Erena: 26 November 2014 ነፈርቲ ውግእ ሱዳን እብ ክሊ ኣየር ደቡብ ሱዳን ዘንብየን ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ከሲሱ። እተን ሚግ 29 ምዃነን ዝተገልጻ ነፈርቲ ውግእ ሱዳን፣ ኣብ ምዕራባዊ ባሕረል ጋዛል ከምዝዘንበያ [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ካብ ናይ ባሕሪ ሓደጋ ድሒኖም
Radio Erena: 25 Novemeber 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ እጣልያን ቖጵሮስን ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም። ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ እብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ልዕሊ ኣስታት 60 [...]

ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ ዝፈጸሞ ዘስካሕክሕ ጃምላዊ ቅትለት ተጓዓዝቲ ኣውቶቡስ ልዑል ወጥሪ ፈጢሩ
Radio Erena: 25 Novemeber 2014 ዕጡቓት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ፣ ኣብ ኬንያ ብኣውቶቡስ ንዝጓዓዙ ዝነበሩ28 ሰለማውያን ሰባት ምርሻኖም፣ ኣብ መንጎ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ዜጋታት ኬንያን ሶማልን ወጥሪ ፈጢሩ። እዚ ብቀዳም ዝ [...]

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ክወጽእ ሓቲቱ
Radio Erena: 25 Novemeber 2014 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቓብ ሰላም ሰራዊት ውድብ ሕቡራት ሃገራትUNAMID ክወጽእ ሓቲቱ። ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክ [...]

ኤርትራን ርዋንዳን ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዘለወን ዑቕር ጸጋ፣ ንዝመጽእ ዓመታት ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድማት ዓብላለነት ክህልወን ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 24 Novermber 2014 ኤርትራን ርዋንዳን ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዑቕር ጸጋ ዘለወን ሃገራት ብምዃነን ኣብ ዝመጽእ ዓመታት ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ዓብላልነት ክህልወን ተኽእሎ ከምዘሎ ለ ኢኩፕ ዝተባህለት ኣብ ፈረ [...]