Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ እስራኤል ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ይገፍፍ
Radio Erena: 17 February 2015 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዘካየዶ ሃንደበታዊ ግፋ 10ታት ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ግፋ፣ ካብ ክፉት- ቤት [...]

ግብጺ፣ ተቓወምቲ የመን ንኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ – ባብ ኤልመንደብ ከይዓጽዉ ተጠንቕቕ
Radio Erena: 17 February 2015 ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ህንዳዊ ውቕያኖስ ዘራኽብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ – ባብ ኤልመንደብ እንተዓጽዮሞ፣ ግብጺ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ምትእትታው ክትፍጽም ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ [...]

ግዳያት ላምፔዱሳን ካልኦትን ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ኣብ ምስግጋር ክነጥፍ ጸኒሑ ዝተባህለ ሶማላዊ ን30 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 16 February 2015 ነቶም ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓሉ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ካልኦትን ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ኣብ ምስግጋር ክነጥፍ ጸኒሑ ዝተባህለ ሶማላዊ ን30 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ መሓመድ ዕልሚ ሙሔዲ [...]

ካብ መቐለ ክሳብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ክህነጽ’ዩ
Radio Erena: 16 February 2015 ኣብ ምህናጽ መንገዲ ባቡር፣ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኣብ ምትግባር እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ከተማ መቐለ ክሳብ ወደብ ታጁራ ናይ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ንምህናጽ እምነት መሰረት ከተንብር' [...]

ግብጺ፣ ብኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ነዊሕ ርሕቀት ዝጓዓዛ 24 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ
Radio Erena: 16 February 2015 ግብጺ፣ ነዊሕ ርሕቀት ተጓዒዘን ናይ ምጥቃዕን ምክልኻልን ዓቕሚ ዘለውን 24 ዘመናውያን ነፍርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ንምዕዳግ ሎሚ ስምምዕ ክትክትም'ያ። እተን ራፋል ዝተባህላ፣ ቦምባታትን ሚሳ [...]

ዓሚ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምስጋሮም ሞይቶም ዝተባህሉ 3 ኣባላት ሓንቲ ስድራ፣ ኩነታት ኣማውትኦም ኣዘራራቢ ኮይኑ
Radio Erena: 13 February 2015 ኣብ 20 ለካቲት 2014 ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ዝተባህሉ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ኣሕዋትን ጓል 25 ዓመት መንእሰይ ኣሞኦምን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምስጋሮም ሞይቶም ንዝተባህለ ኩነታ [...]

ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ትሽዓተ ዓመታት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ
Radio Erena : 13 February 2015 ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ትሽዓተ ዓመታት ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2015 ሓድሽ ደረጃ [...]

ሱዳን፣ ብምስግጋር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዝተኸሰሱ ሰባት ጉዳዮም ዝርኢ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኣቝማ
Radio Erena : 13 February 2015 መንግስቲ ሱዳን ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂሰብ ንዝተኸሰሱ ሰባት ጉዳዮም ዝርኢ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ከምዝኸፈተ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ነቲ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ብሮቡዕ 11 ለ [...]

ነበርቲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ብጉዳይ ናይ ጤሳ መሬት የማርሩ
Radio Erena: 12 February 2015 ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ኣተዓዳድላ መሬት ጤሳ ክትግበር ዝጸንሐ ኣሰራርሓ ብልሽውና ዝዓብለሎ ምንባሩ ነበርቲ እቲ ንኡስ ዞባ ብምረት ገሊጾም። እቶም ነበርቲ ብዛዕባ'ቲ ንሓያሎ [...]

ሱዳንን ኡጋንዳን ተቓወምቲ ሓድሕድ ከይድግፋ ይዘራረባ
Radio Erena: 12 February 2015 ሱዳንን ኡጋንዳን ተቓወምቲ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ ከባቢታት ኣብ ጸጥታዊ መዳይ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን። እዘን ብምዕጥቃዕ ተቓወምቲ ሓድሕድ ክነቓቐፋ ዝጸንሓ ክልተ ሃገራት፣ ናብዚ ስምምዕ ክበጽ [...]