Category: ዜና ኤርትራ

ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ክሰግሩ ፈቲኖም ንዝበለቶም ሰለስተ ኣባላት ተቓዋሚ ሰልፊ እታ ሃገር ቀይዳ
Radio Erena: 23 March 2015 ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ክሰግሩ ፈቲኖም ንዝበለቶም ሰለስተ ኣባላት ተቓዋሚ ሰልፊ እታ ሃገር ከምዝቐየደት ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። እቶም ናብ ኤርትራ ክትሰግሩ ሓሲብኩም ተባሂሎም ኣብ ቀይዲ ኣትዮ [...]

ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኢሳቕ ኣብርሃም ዝርከቦም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena : 20 March 2015 ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኢሳቕ ኣብርሃም ዝርከቦም ስለስተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ብምእታዉ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረ [...]

ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ዓጽያቶ
Radio Erena : 20 March 2015 ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ብሰንኪ ጸጥታዊ ስግኣት ከምዝዓጸወቶ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ትማሊ ሓሙስ 19 መጋቢት ዝተዓጽወ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ፣ ኣብ ጸጥታ [...]

መራሒ ናይጀርያ ነበር ጀነራል ሳኒ ኣባቻ፣ ካብታ ሃገር እናሰረቀ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ባንክ ዘዋህለሎ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ክምለስ’ዩ
Radio Erena : 20 March 2015 መራሒ ናይጀርያ ነበረ ጀነራል ሳኒ ኣባቻ፣ ካብ ኣታዊታት እታ ሃገር እናሰረቐ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ባንክ ከዚንዎ ዝጸንሐ 380 ሚልዮን ዶላር ናብታ ሃገር ክምለስ'ዩ። እቲ ካብ 1993 ክሳብ [...]

ሱዳን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ብዘለዋ ዝድምና ዕጉብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ
Radio Erena: 19 March 2015 ሱዳን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ኩለን ጎረባብታ ብዘለዋ ዝምድና ዕጉብ ምዃኑ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብ17 መጋቢት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ [...]

መንገዲ ኣየር ቀጠር ናብ ሞቛድሾ በረራ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 19 March 2015 መንገዲ ኣየር ቀጠር ከም መቀጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ጅቡትን ኤርትራን ዘካይዶ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ናብ ሶማል'ውን ሓድሽ መስመር ክጅምር'ዩ። እዚ ዝተገልጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓብድርሺድ [...]

ዚምባብዌ 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ
Radio Erena: 19 March 2015 ዚምባብዌ 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ። እታ ሃገር ነቶም ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 179 ስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ትመልስ ዘላ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ቤት ፍርዲ ዚምባብዌ ንጉዳዮም ድሕ [...]

ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ ዘርኢ ንጹር ስእሊ ከምዝረኸቡ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ኣቦ መንበር መንበር መርማሪት ኮሚሽን ኣፍሊጡ
Radio Erena : 18 March 2015 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጻሪ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት መርማሪት ኮሚሽን፣ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ ዘርኢ ንጹር ስእሊ ከምዝረኸበት ኣረጋጊጻ። ኣቦ መንበር ናይ [...]

ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽል፣ ብዘይመጽለሊ ዝተረፉ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ድማ ናብ ስድራቤታቶምን ኣዝማዶምን ይዕቖቡ
Radio Erena : 18 March 2015 ምፍራስ ኣባይቲ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ 10ታት ስድራቤታት ብዘይዝኾነ መጽለሊ ብምትራፎም ናብ ቤተሰብን ኣዝማድን ክዕቖቡ ተገዲዶም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ናብ ሰ [...]

ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ‘Sound of Torture’ ካብ ጽባሕ ጀሚራ ኣብ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ክትቐርብ’ያ
Radio Erena: 17 March 2015 ድምጺ ስቕያት ወይ 'Sound of Torture' ዘርእስታ ንስቓይ ኤርትራውዯን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ኣብቲ ብቋንቋ እንግሊዝ ዝፍኖ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ኢንተርናሽናል ክ [...]