Category: ዜና ኤርትራ

1 43 44 45 46 47 634 450 / 6334
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ

RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024 ብ'ፓሲፊክ' ዝፍለጥ ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይዝምቢ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓንቲ ካብተን ጭፍራ ዝኾነት፣ ዝተፈላለየ ኣጽዋር ዝዓጠቐት፣ 'ማርሻል ሻቦሺኒኮቭ' ዝ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 31 መጋቢት 2024

መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 31 መጋቢት 2024

RADIO ERENA - Sunday, 31 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 31 መጋቢት 2024   [...]
ቢንያም መስበርቲ ከም ዘይብሉ ጋንትኡ ሓቢራ

ቢንያም መስበርቲ ከም ዘይብሉ ጋንትኡ ሓቢራ

RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024 ኣብ ውድድር ድዋርስ ዶር ቭላንደርን 2024 ትማሊ ረቡዕ ብንያም ግርማይ ዝርከቦም ብርክት ዝበሉ ተጻወትቲ ዝነበርዋ ጉጅለ ናይ መውደቕቲ ሓደጋ ኣጋጢምዋ። ቤልጁማውያን [...]
ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ

ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ

RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024 ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት  ማለት UNHCR፣ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክጸድቕ ዝኽእል ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ትማሊ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል  ከምዘጥቅዐ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024 ሑቲ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታትት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ፣ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ። ኣፈኛ ናይቲ 'ኣንሳር ኣላህ' ብዝብል ወግዓዊ ስም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ

ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ

RADIO ERENA – Wednesday, 27 March 2024 ኣብ ሰሜን ካሮላይና ድሕሪ ዘጋጠመ ተኹሲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከብ ሓደ ክሱስ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ከምዝተረኽበ ጸብጻብ ኣኽበርቲ ጸጥታ ኢሚግሬሽንን [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኤርትራ ንስልጠና 18 ሲቪካውያን ማሕበራት ከምዝመወለ ገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኤርትራ ንስልጠና 18 ሲቪካውያን ማሕበራት ከምዝመወለ ገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 26 March 2024 ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፡ ን18 ሲቪካውያን ማሕበራት (CSOs’)፡ ኣብ ምሕደራ ፕሮጀክትን ምምዕባል ዓቕሚን ዘተኮረ ስልጠና ከምዝመወለ ሓቢሩ። እቲ ሕብረት ብዝ [...]
ኤርትራ፣  ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ

RADIO ERENA - Tuesday, 26 March 2024 ካብ 4 ክሳብ 23 መጋቢት፣ ኣብ ጋና ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ መበል 13 ውድድራት ጸወታታት መላእ ኣፍሪቃ ወይ ድማ African All Games፡ ኤርትራ ብ15 ሜዳዳልያታት [...]
ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም

ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም

RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024 ብ7 ሓምለ 2022 በረኸት ሰለሙን ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ብሪጣንያ ስቴቫንንጅ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ብበሊሕ ተወጋጊኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ:: ምስ ቅትለት [...]
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024 ኣብ 8 መጋቢት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምሕላፉ ብሽም ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ዝሓሉፈ ቀዳም 23 መጋቢት [...]
1 43 44 45 46 47 634 450 / 6334