Category: ዜና ኤርትራ
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ንገዛእ ሓዉ ከምዝቀንጸለ ይግለጽ
Radio Erena: 16 February 2017 ሓዉ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ማሊዥያ ተሰሚሙ ከምዝሞተ ተገሊጹ። ኣብ ክሊ ዕድመ 40ታት ዝርከብ ኪም ጆን ናም፣ ብሰኑይ 13 ለካቲት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኳላ ሉምፑር ተሰሚሙ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 40 ሽሕ ጥሪት ሞይተን
Radio Erena: 16 February 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ድማ ክልል ሶማል ተኸሲቱ ብዘሎ ደርቂ ኣብ ክልተ ዞባታት ጥራይ 40 ሽሕ እንስሳ ዘቤት ከምዝሞቱ፣ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ ንጸብጻብ ሕ [...]
ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ገኒኑ ዘሎ ማሕበረ-ቁጠባዊ ሕሰም፣ ብዝሒ ዘለዎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ኣብ ናይ ጉልበት ስራሕን ልመናን ይዋፈሩ
Radio Erena: 15 February 2017 ኣብ ኤርትራ ማሕበረ-ቁጠባዊ ሕሰም፣ ኣብ ህዝቢ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብዝሒ ዘለዎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ኣብ ናይ ጉልበት ስራሕን ልመናን ተዋፊሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]
ፓርላማ ሶማሊላንድ፣ ሕ/ኢማራት ኣብታ ሃገር ወትሃደራዊ መዓስከት ክትከፍት ብምሉእ ድምጺ ደጊፉ
Radio Erena: 15 February 2017 መንግስቲ ናይታ ካብ ሶማል ተፈልያ ርእሰ ምምሕዳር ኣዊጃ ዘላ ሶማሊላንድ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ገማግም ባሕሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ፈቒዱ። 144 ኣባላት ፓርላማ ናይትታ ርእሰ [...]
ሃ/ ጋ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ኣብ ውድድር ግዜ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ፡ ብክልቲኡ ጾታታት ቀዳመይቲ ብምዃን ወርቂ ተሸሊማ
Radio Erena: 14 February 2017 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ሎሚ ሰሉስ 14 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ፡ ውድድር ግዜ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ፡ ብክልቲኡ ጾታታት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዋቲት ወርቂ ሜዳልያ ኮይና። ኣብ ሰ [...]
UPDATED: ሃ/ጋ ኤርትራ፣ ኣብ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2017 ትሳተፍ፣ ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮን ደቂንስትዮን ክሮኖሜተር ወርቂ ትሽለም
Radio Erena: 14 February 2017 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ለካቲት ኣብ ዝጅምር ናይ 2017 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championships) ት [...]
ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወፍሪ ዕድላት የናድዩ
Radio Erena: 14 February 2017 ኣውፈርትን ነጋዶን ቀጠር፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወፍሪ ዕድላት ንምንዳይ ዝዓለመ ዑደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ብዋና ኣካይዲ ስራሕ ናይቲ ብ'ኤዝዳን' ዝፍለጥ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኩባንያታት [...]
ጃፓን፣ ካብ 10 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም 28 ሰባት ጥራይ ተቐቢላ
Radio Erena: 14 February 2017 ጃፓን፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም 28ሰባት ጥራይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሃበት ተገሊጹ። ሮይተርስ ንጸብጻብ መንግስቲ [...]
ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ሃለዋቶም ኣጥፊኣ ዘላ ኤርትራ፣ መበል 180 ዓመት ሞት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዘኪራ
Radio Erena: 13 February 2017 ስነ ጥበባውያንን ጸሓፍትን ብምእሳር ብደረጃ ዓለም ግኑን ስም ኣብ ዘለዋ ኤርትራ፣ መበል 180 ዓመት ሞት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ተዘኪሩ። እቲ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ህግደፍ ዝተ [...]
ስርሒት ፈንቕል ኣብ ዝጽንበለሉ ዘሎ ቅንያት፣ ኣብ ባጽዕን ከባቢኣን ጽዑቕ ግፋ ተኻይዱ
Radio Erena: 13 February 2017 መበል 27 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል ኣብ ዝጽንበለሉ ዘሎ ቅንያት፣ ሓይልታት ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ባጽዕን ከባቢኣን ጽዑቕ ግፋ ኣካይዶም። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ብዝልኣኽዎ ሓበሬ [...]