Category: ዜና ኤርትራ
ኣዲስ ኣበባ፣ ዋሕዲ ነዳዲ ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 23 March 2017 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዋሕዲ ነዳዲ፣ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መራሕቲ መካይን፣ ቤንዚንን ናፍታን ንምርካብ ኣብ መዕደሊ ነቑጣታት ንሓያሎ ሰዓታ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንሕብረት ኣፍሪቃ 120 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሱ
Radio Erena: 23 March 2017 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ምውሓሰ ጸጥታን ሰላምን ዝውዕል ናይ 120 ሚልዮ ኤውሮ ሓገዝ ንሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝለገሰ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነዚ ዘፍለጠ፣ ብምክትል ፕረዚደንት ሕብረት ኤውሮጳ ፈደሪካ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ዳግመ – ግመት ክግበረሉ ከምእትደሊ ትገልጽ
Radio Erena: 22 March 2017 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ዳግመ - ግመት ክግበረሉ ከምዝግባእ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳመሕ ሾክሪ ምግላጹ፣ መርበባት ሓበሬታ ካብ ግብጺ ሓቢረን። እቲ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ወዲቓ፣ ብምሉኦም ተሳፈርቲ ድሒኖም
Radio Erena: 22 March 2017 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ 43 ተሳፈርቲን ሽዱሽተ ሰራሕተኛታት እታ ነፋሪትን ጽዒና እትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ብሰኑይ 21 መጋቢት ወዲቓ። እታ ነፋሪት፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣብ እትርከብ ከተማ ዋኡ ክ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ
Radio Erena: 22 March 2017 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ካብ 16 ክሳብ 18 መጋቢት ኣብ ዘካ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 5 ሚልዮን ወጻእተኛታት ንምስጓግ ትውጥን
Radio Erena: 21 March 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዝነብሩ ኣስታት 5 ሚልዮን ወጻእተኛታት ንምስጓግ ውጥን ከምዘለዋ ጋዜጣታት እታ ሃገር ሓቢረን። ቤት ምኽሪ ስዑዲ ዓረብ (ሹራ ካውንስ [...]
ኢትዮጵያ፣ 113 ሰባት ዝቐተለ ኩምራ ጎሓፍ ናብ ፓርክ ክልውጦ’የ ትብል
Radio Erena: 21 March 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጠመ ምፍራስ ኩምራ ጎሓፍ፣ 113 ሰባት ከምዝሞቱ ብምርግጋጽ፣ እቲ ቦታ ናብ ፓርክ ክልውጦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሰበ ስልጣን እታ ከተማ፣ እቶም ካ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 March 2017 እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ፣ ብ19 መጋቢት ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሾክሪ ብምርኻብ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀር [...]
ኤርትራ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይፈጸሙ ዜጋታት ኣብ ስራሕ ኣዋፊረን ዝተባህላ ንኣሽቱ ትካላት ይዕጸዋ
Radio Erena: 20 March 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ዓበይቲ ይኹና ንኣሽቱ ናይ ብሕቲ ትካላት፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይፈጸመ ወይ ከኣ ናይ መጣየሰ መረጋገጺ ንዘየምጽአ ሰብ፣ ኣባ ስራሕ ከየዋፍራ፣ ድሕሪ ዘሕለፎ መጠንቐቕታ፣ ሓያሎ [...]
ሄሊኮፕተራት ኵናት ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ 42 ሶማላውያን ስደተኛታት ከምዝቐተላ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 20 March 2017 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ናይ ልንፍቲ ሰራዊት ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘያከዶ ናይ ሄሊኮፕተር ደብዳብ፣ ኣብ ጃልባ ዝነበሩ 42 ሶማላውያን ከምዝቐተሉ ተሓቢሩ። እቲ ናብ ቀዳም18 [...]