Category: ዜና ኤርትራ

1 378 379 380 381 382 633 3800 / 6326
“ቀጠር ምስ ኢትዮጵያ ስትራቴጅያዊ ዝምድና ምምስራታ ኣብ ቅኑዕ መኣዝን’ያ ዘላ፣” ኣሚር ቀጠር

“ቀጠር ምስ ኢትዮጵያ ስትራቴጅያዊ ዝምድና ምምስራታ ኣብ ቅኑዕ መኣዝን’ያ ዘላ፣” ኣሚር ቀጠር

Radio Erena: 12 April 2017 ቀጠር ምስ ኢትዮጵያ ስትራቴጅያዊ ዝምድና ምምስራታ ኣብ ቅኑዕ መኣዝን'ያ ዘላ ክብል ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ ገሊጹ። ኣሚር ቀጠር፣ ነዚ ዝገለጸ ብሰኑይ 10 ሚያዝያ ምስ ቀዳማ [...]
ኣብ ሆላንድ ዝካየድ ዋዕላ መንእሰያት ተቓውሞ ከይገጥሞ ዝሰግአ ህግደፍ፣ ንጹር ቦታን ሰዓታትን ካብ ምሕባር ይቑጠብ

ኣብ ሆላንድ ዝካየድ ዋዕላ መንእሰያት ተቓውሞ ከይገጥሞ ዝሰግአ ህግደፍ፣ ንጹር ቦታን ሰዓታትን ካብ ምሕባር ይቑጠብ

Radio Erena: 11 April 2017 ካብ ሮቡዕ 13 ክሳብ 17 ሚያዝያ ኣብ ሆላንድ ዝካየድ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ዞባ ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ወገናት የከራኽር ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እቲ ዋዕላ ክቋረጽ ብሓያ [...]
ኣብ ሶማል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ንምቕታል ዝዓለም መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ኣብ ሶማል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ንምቕታል ዝዓለም መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 11 April 2017 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ማእከል ወትሃደራዊ ስልጠና ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኣስታት 10 ሰባት ተቐቲሎም። ዕላማ እቲ ብሰኑይ 10 ሚያዝያ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ሓለቓ ስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ነዳዲ ምልኣኽ ትጅምር

ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ነዳዲ ምልኣኽ ትጅምር

Radio Erena: 11 April 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ነዳዲ ክልትእኽ ከምዝጀመረት ሚኒስተር ነዳዲ ስዑዲ ካሊድ ኣል ፋሊሕ ኣረጋጊጹ። ኣብ ወርሒ መጋቢት፣ ካብ ስዑዲ ዝተበገሳ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ኣርባዕተ መራኽብ ኣብ ግብጺ ከ [...]
ግብጺ፣  ሆሳእና ዘብዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስትያን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕታት 43 ሰባት ቀቲሉ

ግብጺ፣ ሆሳእና ዘብዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስትያን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕታት 43 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 10 April 2017 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ታንታ፣ ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ብሰንበት 9 ሚያዝያ ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 27 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 41 ከኣ ቆሲሎም። ድሕሪ ክልተ ሰዓታት [...]
ሱዳን፣ ዜጋታት ግብጺ ቪዛ ክሓቱ ዝእዝዝ ሓድሽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ

ሱዳን፣ ዜጋታት ግብጺ ቪዛ ክሓቱ ዝእዝዝ ሓድሽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 10 April 2017 መንግስቲ ሱዳን ናብ ሃገሩ ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ቪዛ ክሓቱ ዝእዝዝ ሓድሽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ። እዚ መንግስቲ ሱዳን ኣውጺእዎ ዘሎ ናብ ዜጋታት ግብጺ ዘተኮረ ሓድሽ ናይ ቪዛ መስርሕ፣ ንኹሎም እቶ [...]
ኣሚር ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

ኣሚር ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

Radio Erena: 10 April 2017 ኣሚር ቀጠር ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። እቲ ኣሚር ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ንምብጻሕ 10 ሚያዝና ናብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምእ [...]
ግብጺ ካብ ፈረንሳ ዝሸመተተን ነፈርቲ ኵናት ተእቱ

ግብጺ ካብ ፈረንሳ ዝሸመተተን ነፈርቲ ኵናት ተእቱ

Radio Erena: 07 April 2017 ግብጺ፣ ገለ ክፋል ናይተን ካብ ፈረንሳ ዝሸመተተን 24 ነፈርቲ ኵናት ናብ ሃገር ከምዝኣተዋ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ግብጺ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ ካብተን ካብ ፈረንሳ ዝተሸመታ ራፋል ዝዓ [...]
ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 07 April 2017 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ዝርከብ ቤት ቁርሲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰበ ስልጣን ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ኣረጋጊጾም። እቲ ነታጕ ብምጽዋድ ዝተፈጸመ መ [...]
ካብ ዳዕሽ ድሕሪ ምምላጦም ብሚሊሻ ሚስራታ ተታሕዞም ዝጸንሑ 28 ኤርትራውያን  ተለቒቖም

ካብ ዳዕሽ ድሕሪ ምምላጦም ብሚሊሻ ሚስራታ ተታሕዞም ዝጸንሑ 28 ኤርትራውያን ተለቒቖም

Radio Erena: 06 April 2017 ካብ ዳዕሽ ድሕሪ ምምላጦም ብሚሊሻ ሚስራታ ናይ ሊብያ፣ ተታሕዞም ንዝጸንሑ 28 ኤርትራውያን ናጻ ከምዝተለቑ ሮይተርስ ካብ ሊብያ ሓቢሩ። እቶም ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም 28 ኤርትራውያን፣ [...]
1 378 379 380 381 382 633 3800 / 6326