Category: ዜና ኤርትራ
ገዲም ስነ ጥብባዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ዓሪፉ
Radio Erena: 08 August 2017 ካብ እዋን ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ስነጥበብ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ክነጥፍ ዝጸንሐ ገዲም ድምጻዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኡ ብ7 ነሓሰ ዓሪፉ። ኣባል ማሕበር ትያት [...]

መንግስቲ ኤርትራ ብስም ኣቡነ እንጠንዮስ ፕሮፖጋንዳታቱ ይቕጽል ምህላዎ ይንቀፍ
Radio Erena: 07 August 2017 መንግስቲ ኤርትራ ብስም ሳልሳይ ፓትርያርክ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ፕሮፖጋንዳታቱ ይቕጽል ኣሎ ክብሉ ሓያሎ ኣመንቲ መራሕቲ ሃይማኖትን ይነቕፍዎ ኣለዉ። እዚ ነቐፌታታ ዝውሕዝ ዘሎ፣ እቲ [...]
ኣብ ለንዶን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኣትለቲክስ፣ ኣብ ቅድድም ጉያ እግሪ 10 ሽሕ ሜትሮኤርትራውያን ኣትለታት መበል 11ን 17 ደረጃታት ሒዞም
Radio Erena: 07 August 2017 ካብ ዓርቢ 4 ነሓሰ ኣብ ለንዶን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 16 ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ፣ ኣብ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ዝተቐዳደሙ ኤርትራውያን ኣትለታት ኣሮን ክፍለን ህዝቕኤል ተወልደን መበል 1 [...]
ኤርትራዊት ሩቕያ ያቖብ ሓላፊት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ጋና ኮይና ተመዚዛ
Radio Erena: 07 August 2017 ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ((WFP) ንኤርትራዊት ሩቕያ ያቖብ ቀዋሚት ወኪሉ ኣብ ጋና ክትከውን ከምዝመዘዛ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኤርትራ [...]

ክልተ ባክታት ስዊዘርላንድ ኣብ ትካል ዕደና ነቭሰን ወፍሪ የካይዳ
Radio Erena: 06 August 2017 ክልተ ባንክታት ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ምስ ዝነጥፍ ዘሎ ነቭሰን ሪሶርስስ ወፍሪ ከምዘካየዳ፣ ኣር.ቲ.ኤስ. ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ኣቃሊዑ። እቲ ኣብ ስዊዘ [...]
መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ 272 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ድሒኖም
Radio Erena: 04 August 2017 መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝተሓበሩ 272 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ድሒኖም። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ዝነጥፍ ዘሎ ሓካይም ብዘይዶብ ዝተባህለ ኣህጉ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ መስመር ጁባ -ኒሙለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣውቶቡስ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 4 ተጓዓዝቲ ተቐቲሎም
Radio Erena: 04 August 2017 ካብ ጁባ፣ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ናብቲ ምስ ኡጋንዳ ዘራኽብ ዶብ ኒሙለ እትጉዓዝ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሮቡዕ 2 ነሓሰ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ተጓዓዝቲ ተቐቲሎም። መ [...]

ኤርትራዊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ግሪንላንድ፣ ብዓሌታዊ ኣድልዎ ካብ ስርሑ ከምዝተሰጎገ ገሊጹ
Radio Erena: 03 August 2017 ተኽለ ገብረልኡል ዝተባህለ ኤርትራዊ ዝመበቖሉ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ግሪንላንድ፣ ፈደረሽን እታ ርእሰ ምምሕዳር ብዓሌታዊ ኣድልዎ ካብ ስርሑ ከምዝሰጎጎ ገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና ፈረ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝመጹ ሰራሕተኛታት ኣዊጃቶ ዘላ ሕግታት ንኤርትራዉያን ኣብ ወጥሪ የእቱ
Radio Erena: 02 August 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝመጹ ሰራሕተኛታት እተጽንዖ ዘላ ሕግታት ንኤርትራዉያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ኣቅዲቕዎም ከምዘሎ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ብዘይካ'ቲ ሕጋዊ መንበሪ [...]
ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ዝሃነጸቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ብወግዒ ኣመሪቓ
Radio Erena: 02 August 2017 ቻይና ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዛ ኣብ ጅቡቲ ክትሃንጾ ዝጸንሐት ወትሃደራዊ መኦኣስከር ትማሊ ሰሉስ 1 ነሓሰ ብወግዒ ኣመሪቃ። እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዘቖመቶ ፈላሚ ወትሃደራዊ መዓስከር እ [...]