Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ኤርትራ ዝሃርም ዘሎ ዝናብ ተስፋ ይህብ
Radio Erena: 14 August 2017 ብዋሕዲ ማይ ብኸቢድ ክሳቐ ዝጸንሐ ሰፊሕ ከባቢታት ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ብዝዘንብ ዘሎ ጥሉል ክራማት ተስፋ ጌሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብዚ እዋን'ዚ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭት ዝተዓጽወ መንገዲ የለን ይብል
Radio Erena: 14 August 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝሃቦ፣ ናብ ጂጂጋ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ግጭት ይካየድ ኣሎ ዝብል መግለጺ፣ ሓቕነት የብሉን ክብል መሊሱ። ኣፈኛ መንግስቲ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓዘቶም ኣስታት 40 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምጥራዞም ትዳሎ
Radio Erena: 11 August 2017 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓዝዎም 40 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክጥርዝዎም ምድላዋት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብድምር 105 ሰባት ኣብ መኪና [...]
ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምር
Radio Erena: 10 August 2017 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ቀሺ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምሮ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ይኹ [...]
ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኣልሸባብ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሓቢራ ክትሰርሕ ሓደ ኣባል ባይቶ ጸዊዑ
Radio Erena: 10 August 2017 ካብ ሰልፊ ሪፖብሊካን፣ ኣባል ባይቶ ኣመሪካ ዝኾነ ዳና ሮሃርባሸር፣ ኣመሪካ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዘለዋ ጉዳያት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሓቢራ ክትሰርሕ ጸዊዑ። እቲ ንሓደ ክፋል ካሊፎርንያ ዝወከ [...]
ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ሱዳን ይበጽሕ
Radio Erena: 10 August 2017 ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣልክሳንደር ላስካሪስ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ሱዳን ተዘራሪቡ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብሮቡዕ 9 ነሓሰ ካርቱም ኣብ ዝኣተወሉ ሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ወጻእተኛታት ናይ መወዳእታ መጠንቐቕታ ተመሓላልፍ
Radio Erena: 10 August 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ወጻእተኛታት ክወጹ ናይ መወዳእታ መጠንቐቕታ ኣመሓላሊፋ። እታ ሃገር፣ ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝኸፈተቶ ዕድል ወለን [...]
ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ፣ ብሓደጋ መኪና ህይወቱ ስኢኑ
Radio Erena: 09 August 2017 ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእሰይ፣ ብሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ዳንኬርክ ካብ ዝተባህለ ከባቢ ካሌ ዝተበ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት’ያ
Radio Erena: 09 August 2017 ቱርኪ ኣብ ሶማል ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ምህላዋ ንወትሃደራውያን ምንጭታቱ ብምጥቃስ ኒውስዊክ ሓቢሩ። ሚኒስተር ምክልኻል ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ዓብዱራሽን ዓብዱላሂ መሓመድ ነቲ ማዕከን [...]
ኬንያ፣ ፕርዚደንት ኡሁሪ ኬንያታ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ይግለጽ
Radio Erena: 09 August 2017 ኣብ ኬንያ፣ ሰሉስ 8 ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫ፣ ነዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ደጊሙ ከምዝተዓወተ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ኢጋንድን ካልኦት [...]