Category: ዜና ኤርትራ

1 356 357 358 359 360 633 3580 / 6323
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣  ካብ ግብጺ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪትብ ኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ግብጺ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪትብ ኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ

Radio Erena: 17 August 2017 ዋንነቱ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ካብ ግብጺ ብኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝነበረቶ ቦይ [...]
ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም ትጽውዕ

ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም ትጽውዕ

Radio Erena: 17 August 2017 ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም መንግስቲ ሱዳን ጸዊዑ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዝጸውዐ፣ ሚኒስተር ኣህጉራዊ ዝምድናታት እድሪስ ሱሌማን ንወኪል ላዕለዋይ ኮሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእተደሊ ተቓሊዑ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእተደሊ ተቓሊዑ

Radio Erena: 17 August 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእትደሊ ቀዳማይ ወራሲ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን እታ ሃገር መሓመድ ቢን ሳልማን ንሰበ ስልጣን ኣመሪካ ምሕባሩ ተቓሊዑ። ስዑዲ ዓ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝምድንአን ንምድልዳል ተወሳኺ ስጉምታት ይወስዳ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝምድንአን ንምድልዳል ተወሳኺ ስጉምታት ይወስዳ

Radio Erena: 16 August 2017 መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣቐዲሙ ንዝኸተመ ኣብ ጸጥታ ዶብን ሓባራዊ ረብሓታት ዘተኮረ ስምምዓት ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለም ርክብ የካይዱ። እዚ ተበግሶ ከምዝተወስደ ዝግለጽ ዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ርዋንዳ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ርዋንዳ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 16 August 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ርዋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ 15 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝኣተወሉ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ደጊሙ ኣብ ምር [...]
ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኢዱ ሂቡ

ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኢዱ ሂቡ

Radio Erena: 16 August 2017 ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኣቡ መንሱር ሙክታር ሮቦው፣ ናብ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኢዱ ከምዝሃበ መንግስቲ ሶማል ኣረጋጊጹ። ሙክታር ሮቦው ካብ 2013 ኣትሒዙ ምስቲ ምስ ኣረሜናዊ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ክነጥፋ ዝጸንሓ ስለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ስርሐን የቛርጻ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ክነጥፋ ዝጸንሓ ስለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ስርሐን የቛርጻ

Radio Erena: 15 August 2017 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ንዝተበገሱ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምድሓን ስርሒታት ከካይዳ ዝጸንሓ ሰለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ንጥፈታተን ከምዘቋረጻ ሓቢረን። ብፈረንሳውያን ዝተመስረተ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም 2017 ብዘይማዳልያ ተፋንያ

ኤርትራ፣ ካብ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም 2017 ብዘይማዳልያ ተፋንያ

Radio Erena: 14 August 2017 ካብ 4 ክሳብ 13 ነሓሰ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም 2017 ኤርትራ ብዘይማዳልያ ተፋንያ። ኣብ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ 10 ሽሕ፣ 5 ሽሕ፣ ከምኡ ድማ 3 ሽሕ ሜ [...]
ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ዝኾነ ኣማኒት ጴንጠ ቆስጣል ክርስትና፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ መትከል ኣብዮት ሞይታ

ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ዝኾነ ኣማኒት ጴንጠ ቆስጣል ክርስትና፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ መትከል ኣብዮት ሞይታ

Radio Erena: 14 August 2017 ፍቓዱ ደበሳይ ዝተባህለት ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ዝኾነ ኣማኒት ጴንጠ ቆስጣል ክርስትና፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቤት ማእሰርቲ መትከል ኣብዮት ከም ዝሞተት ተሓቢሩ። ክርስትያን ሶሊዳሪቲ ዎርልድ ዋይድ ዝ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሃርም ዘሎ ዝናብ ተስፋ ይህብ

ኣብ ኤርትራ ዝሃርም ዘሎ ዝናብ ተስፋ ይህብ

Radio Erena: 14 August 2017 ብዋሕዲ ማይ ብኸቢድ ክሳቐ ዝጸንሐ ሰፊሕ ከባቢታት ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ብዝዘንብ ዘሎ ጥሉል ክራማት ተስፋ ጌሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብዚ እዋን'ዚ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎን [...]
1 356 357 358 359 360 633 3580 / 6323