Category: ዜና ኤርትራ

1 334 335 336 337 338 633 3360 / 6322
ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ ከባቢታት ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ኣፍሊጣ። ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብምብራቕ ሱ [...]
ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ ኣመሪካ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ

ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ ኣመሪካ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ኣቤል በየነ ዝተባህለ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ፣ ኦሃዮ፣ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ፣ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መንእሰይ፣ ብቀ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታት ዘትዮም

መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታት ዘትዮም

Radio Erena: 10 Januray 2018 መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታት ብዝምልክተ ዘትዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብሰሉስ 9 ጥሪ ናብ ካይሮ ድሕሪ ምእታው ምስ ፕረዚደንት [...]
እስራኤል ንስደተኛታት ናብ ካልእ ኣፍሪቃዊት ሃገር ከይተሰጋግሮም UNHCR ጸዊዑ

እስራኤል ንስደተኛታት ናብ ካልእ ኣፍሪቃዊት ሃገር ከይተሰጋግሮም UNHCR ጸዊዑ

Radio Erena: 10 Januray 2018 እስራኤል ንስደተኛታት ናብ ካልእ ኣፍሪቃዊት ሃገር ከይተሰጋግሮም ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ትማሊ ሰሉስ 9 ጥሪ ካብ ጄኔቫ ኣብ ዝሃ [...]
ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ባኒ ዘጎሃሃሮ ተቓውሞ ሓደ ተማሃራይ ተቀቲሉ

ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ባኒ ዘጎሃሃሮ ተቓውሞ ሓደ ተማሃራይ ተቀቲሉ

Radio Erena: 09 Januray 2018 ኣብ ሱዳን፣ ዞባታት ዳርፉርን ብሉ ናይልን፣ ንወሰኽ ዋጋ ባኒ ብምቅዋም ብሰንበት 7 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ሓደ ተማሃራይ ክቕተል እንከሎ ሓያሎ ከኣ ቆሲሎም። ፖሊስ ሱዳን ነቲ፣ መብ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ግብጺ 6.2 ቢልዮን ዶላር ኣውፊራ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ግብጺ 6.2 ቢልዮን ዶላር ኣውፊራ

Radio Erena: 09 Januray 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ግብጺ ናይ 6.2 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዋ ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን ግብጺ ጣረቕ ካቢል ሓቢሩ። ንሱ ንማዕከንዝ ኤና ኣራብያን ቢዝነስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ [...]
የመን፣ ነፋሪት ውግእ ስዑዲ ዓረብ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታ ንስክላ ድሒኖም

የመን፣ ነፋሪት ውግእ ስዑዲ ዓረብ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታ ንስክላ ድሒኖም

Radio Erena: 09 Januray 2018 ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ዞባ ሰዓዳ ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ስዑዲ ዓረብ ብሰንበት 7 ጥሪ ወዲቓ። እታ ስርሓት ብሪጣንያ ዝኾነት ቶርኔዶ ዝዓይነታ ነፋሪት ውግእ፣ ብቴክኒካዊ ምኽን [...]
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኹ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ

ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኹ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ

Radio Erena: 08 January 2018 መንግስቲ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ ከባቢታት ከምዝዓጸወ ብወግዒ ድሕሪ ምፍላጡ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኹ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሰደደ ማዕከናት ዜና ካ [...]
ምምሕድር ትራምፕ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት ብምግሃስ መሰል ሃይማኖት ይወቅስ

ምምሕድር ትራምፕ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት ብምግሃስ መሰል ሃይማኖት ይወቅስ

Radio Erena: 08 January 2018 ምምሕዳር ትራምፕ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት መሰል ሃይማኖታት ብኸቢድ ይግህሳ ኣለዋ ክብል ወቒሱ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ብሓሙስ 4 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እተን ብምግሃስ መሰ [...]
ርዋንዳን ኡጋንዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተማ ገሊጸን

ርዋንዳን ኡጋንዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተማ ገሊጸን

Radio Erena: 08 January 2018 ርዋንዳ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ መብዛሕትም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ምስ መንግስቲ እስራኤል ዝበጽሓቶ ስምምዕ ከምዘየለ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኦሊ [...]
1 334 335 336 337 338 633 3360 / 6322