Category: ዜና ኤርትራ
ምክትል ፕረዚደንት ሱዳንን ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ተመያይጦም
Radio Erena: 23 January 2018 ምክትል ፕረዚደንት ሱዳን ሓሰቦ መሓመድ ዓብዱልራሕማንን ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ጃማ ኣደም ጃማን ድሕሪ ምዕጻው ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት እቲ ዞባ ከምዝተመያየጡ ኣገልግሎት ዜና [...]
ጃፓን ሓይሊ ባሕሪ ጅቡቲ ንምዕባዩ ሓገዝ ከተበርክት ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 23 January 2018 ጃፓን ንሓይሊ ባሕሪ ጅቡቲ ንምዕባዩ ሓገዝ ከተበርክት ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ሽፍትነት ባሕሪን ምጭዋይ መራኽን ንምግታእ እትገብሮ ዘላ ጻዕሪ ሓይሊ ባሕሪ ና [...]

ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ርዋንዳን እስራኤልን ዘካይድኦ ዘለዋ ስምምዕ ምምላስ ስደተኛታት ንምኹናን ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
Radio Erena: 22 January 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባ፣ ነቲ መንግስቲ ርዋንዳ ምስ እራኤል ዘካይዶ ዘሎ ስምምዕ ምምላስ ስደተኛታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ። እቶም ኣማኢት ኤርትራው [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወልድያ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 22 January 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ወሎን ኣብ እትርከብ ከተማ ወልድያ ኣብ መንጎ ጥምቀት ዘብዕል ዝነበረ ህዝብን ሓይልታት ጸጥታ መንግስትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ [...]
ግብጽን ደቡብ ሱዳንን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ከቲመን
Radio Erena: 22 January 2018 ግብጽን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ሓያሎ ጽላታት ዘተኮረ ናይ ምትሕግጋዝ ስምምዕ ከምዝኸተማ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ብምክትል ከንቲባ ከተማ ጁባ ፍራን [...]
ሓያሎ ሰበስልጣን ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ምውፋር ገና ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 January 2018 ሓያሎ ሰበስልጣን ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ምውፋር ገና ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዝነጥፉ ሱዳናውያን ማሕበራት ኣብ ዝገበሩዎ መጽናዕቲ [...]
ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ብዶባተን ዝካየድ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ተወሳኺ ውዕላት ኣጽዲቐን
Radio Erena: 19 January 2018 ካብ ፈረንሳ ብመንገዲ ካሌ ናብ ብሪጣንያ ንዝሰግሩ ስደተኛታት ንምግታእ፣ መንግስታት እዘን ክልተ ሃገራት ተወሳኺ ስምምዕ ከምዘጽደቑ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናብቲ ዜጋታ [...]
ሆላንድ፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ካብ ሃገራ ክወጽእ ኣዚዛ
Radio Erena: 18 January 2018 መንግስቲ ሆላንድ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ፣ ኣቶ ተኸስተ ገብረመድህን ዘሙይ ካብ ሃገሩ ክወጽእ ኣዚዙ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ሆላንድ ዛይልስትራ ዝተዋህበ ነቲ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ መራሒ ተቓዋሚ ዝርከቦም ሓያሎ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ
Radio Erena: 18 January 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መራሕቲ ተቓዋሚ ሰልፊ ኦሮሞ ዶክተር መራራ ጎዲና ዝርከቦም ሓያሎ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሑ። እቲ መንግስቲ፣ ፖለቲካውያን ሓይልታት እታ ሃገር ናብ መኣዲ ዘተ ንምዕዳም፣ [...]
ኤርትራ፣ ቁጠባዊ ሓርነት ምስ ዘይብለን ቀዳሞት ሓሙሽተ ሃገራት ተሰሪዓ
Radio Erena: 18 January 2018 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ቁጠባዊ ሓርነት ዘይብለን ተባሂለን ኣብ ድሕሪት ሰፊረን ከምዘለዋ ኣህጉራዊ ጸብጻብ ቁጠባ (Index of Economic Freedom 2017) ኣፍሊጡ። እቲ ት [...]