Category: ዜና ኤርትራ
ቻይና፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ስለያ መሳርሒ ከምዘይተኸለት ትገልጽ
Radio Erena: 31 January 2018 ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ስለያ መሳርሒ ተኺላትሉ ንዝብል ሓበሬታ ናይ ኣሉታ ምልሻ ሂባትሉ። እታ ሃገር ነዚ ምላሽ ትህብ ዘላ፣ ኣብ ፈረ [...]
ግብጺ፣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምጥያስ ዝጽበዩ ኣስታት 10 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 January 2018 ኣብ ግብጺ፣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ዝጽበዩ ኣስታት 10 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ኣቦ መንበር ኮሚተ እቶም ስደተኛታት ኣቶ ሓምድ ኣልዓጀብ ምስ ሬድዮ ኤረና ቋንቋ ዓረብ ኣ [...]
ፕረዚደንታት ሱዳንን ግብጽን ኣብ መንጎኦም ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ዘትዮም
Radio Erena: 29 January 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን ኣብ መንጎኦም ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብን ወጥርን ብሰለማዊን ዲፕሎማስያዊን መንገዲ ንምፍታሑ ኣብ ዝብል ጉዳይ ከ [...]
ካብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ዝተፈንጨሉ ዕጡቓት ንቤተመንግስቲ ዓደን ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 29 January 2018 ንከተማ ዓደን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሰራዊት ናይቲ ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝድገፉ መንግስቲ የመን ንሓድሕዱ ኵናት ከምዘካየደ ማዕከናት ዜና ካብታ ከተማ ሓቢረን። ካብቲ መንግስቲ ዝተፈንጨ [...]
ኢጣልያ፣ 800 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም
Radio Erena: 29 January 2018 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሱ ኣስታት 800 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብቀዳም 27 ጥሪ ብሓይሊ ባሕሪ ባሕሪ ኢጣልያ ድሒኖም። ካብቶም ብሓሙሽተ ጀላቡ ዝተበገሱ ኣማኢት ስደተኛታት፣ ና [...]

ነቭሰን ቀሪቡሉ ዘሎ ክሲ ኣብ ኤርትራ ክረአ ጥርዓን ኣቕሪቡ
Radio Erena: 28 January 2018 ነቭሰን ሪሶርስስ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት በደል ፈጺሙ ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ካናዳ ክረአ ዝወጸ ውሳኔ ክቕየረሉ ጥርዓን ኣቕሪቡ። እቲ ዕደናዊ ትካል ብ19 [...]
UNICEF፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ 2017 ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ብኸቢድ ዝተጠቕዑ 15,981 ህጻናት ከምዝሓከመ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 January 2018 ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ (UNICEF) ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምትሕብባር፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት 2017 ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ብኸቢድ ዝተጠቕዑ 15,981 ህጻናት ከምዝሓከመ ኣፍሊጡ [...]
ብጉዳይ ናቕፋን ሓዋላ ሸርፍን ተዓሺገን ዝጸንሓ ሓደ ሓደ ትካላት ይኽፈታ ኣለዋ
Radio Erena: 25 January 2018 ገለ ካብተ ብጉዳይ ናቕፋን ሓዋላ ናይ ወጻኢ ሸርፍን ተዓሺገን ዝርከባ ትካላትን ወሃብቲ ኣገልግሎታትን ክኽፈታ ጀሚረን። እዘን ዝኽፈታ ዘለዋ ትካላት፣ ንሓደ ወርሒ ክዕሸጋን ከከም ዕብየተን ክሳብ [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ብ35% ጎዲሉ
Radio Erena: 25 January 2018 ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመተ 2017 ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝተሰርዐ ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፣ ኣብዛ ዝ [...]
ርዋንዳ፣ ዝስጎጉ ስደተኛታት ንምቕባል ምስ እስራኤል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ብወግዒ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 23 January 2018 ርዋንዳ፣ ብዘይድሌቶም ዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምስ እስራኤል ዝኾነ ምስጢራዊ ስምምዕ ከምዘይከተመት ብወግዒ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ትማሊ ሰኑይ 22 ጥሪ ኣማኢት ኤርትራው [...]