Category: ዜና ኤርትራ
ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝተኣስሩ 10ታት ወለድን መንእሰያትን ነበርቲ ከባቢ ማይ ኣባሻውል ካብ ዓዲ ኣቤቶ ናብ ዘይተፈልጠ ቤት ማእሰርቲ ከምዝገዓዙ ተሓቢሩ
Radio Erena: 23 July 2018 ተገፊፎም ኣብ ኮርመናዕ ዝተዓለሙ መንእሰያት ቅድሚ ክልተ ዓመታት ናብ ከባቢ ባጽዕ እናተሰጋገሩ እንከለዉ፣ ኣብ ከባቢ ማይ ኣባሻውል ካብ መካይን ዘሊሎም ኣብ ዝሃደምሉ እዋን፣ ነተን መካይን ዓጊትኩ [...]

ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ኣብ ዓለም ምስ ባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን ሃገራት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ይስርዓ
Radio Erena: 22 July 2018 ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ኣብ ዓለም ምስ ባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን ሃገራት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስርዓ ተገሊጹ። ግሎባል ስለቨሪ ኢንደክስ ብ ‘ዎክ ፍሪ ፋውንደሽን’ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካ [...]
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 July 2018 ዶባት ብምቁራጽ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢትዮጵያ ናይ ዝስደዱ ዘለዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ካብቲ ዝነበሮ ከምዘይቀነሰ፣ እንዳ 'ባ ጉና ካብ ዝርከብ ማእከል መጻረዩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝረኸብዎ [...]
ጅቡቲ፣ ምስ ኤራትራ ዘለዋ ምስሕሓብ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ክፍታሕ ሓቲታ
Radio Erena: 20 July 2018 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ምስ ኤርትራ ዘለዎ መዕለቢ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ክፍታሕ ከምዝሓተተ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ጅብቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት መሓመድ ስዒድ ድዋለ ናብ ዋና ጸሓፊ [...]
የመን፣ ናይ ባሕሪ ነታጕ ሓሙሽተ ገፈፍቲ ዓሳ ቀቲሉ
Radio Erena: 20 July 2018 ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝተዘርወ ነተጕቲ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ናይ ሞትን መቑሰልትን ጉድኣት የብጽሕ ከምዘሎ ንሰበ ስልጣን ጸጥታ እታ ሃገር ብምጥቃስ ሺንሁዋ ሓቢሩ። ብመሰረት 'ቲ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ቀጥታዊ በረራ ናብ ኣስመራ ጀሚሩ
Radio Erena: 19 July 2018 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ናብ ኣስመራ ዘካየዶ ዝነበረ ቀጥታዊ በረራታት ን 20 ዓመታት ኣቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ትማሊ ሮቡዕ 18 ሓምለ ዳግማይ ጀመሩ። ኣብቲ ናይ ትማሊ በረራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢት [...]
መአረምታ፣- ኣብ ማይ ስርዋ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 40 ኣመንቲ ጴንጠ-ቆስጣል ተፈቲሖም
Radio Erena: 18 July 2018 ኣብ ማይ ስርዋ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 40 ኣመንቲ ጴንጠ-ቆስጣል ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ካብዞም ተፈቲሖም ዘለው ኣማኢት ሰባት፣ ገሊኦም ኣብ ምዕጢርን [...]
ኤርትራ፣ ክፍላተ ሰራዊት ኣብ ከቢድ ማእቶት ክጽመዳ ኣብ ምንቅስቃስ ከምዘለዋ ተሓቢሩ
Radio Erena: 18 July 2018 ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ከቢድ ማእቶት ክጽመዳ ገሊኤን ከኣ ናብ ፍሉይ ታዕሊም ክኣትዋ ይንቀሳቐሳ ምህላወን ምንጭታትሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ከምዚ ዓይነት ናይ ሰራዊት ምንቕስቓስ ልሙድ እኳ እን [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 18 July 2018 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ብዛዕባ'ቲ ተጀሚሩ ዘሎ ዝርርብ ሰላም ክልትኤን ሃገራት ጽባሕ ሓሙስ 19 ሓምለ ንምምይያጥ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ወርሒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ኦሮሞን ሶማልን ጎነጽን ምትፍናን ይጎሃሃር ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 July 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ኦሮሞን ሶማልን ጎነጽን ምትፍናንን ይጎሃሃር ከምዘሎ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉን ከምዝቖሰለን ክግለጽ እንከሎ፣ ኣብ [...]