Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ተጸዋዒ ስደተኛታት ዘለዎም ሻቕሎት ይዓዝዝ
Radio Erena: 29 July 2018 ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝረአ ዘሎ ብልሽውና ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ወዲቖም ከምዘለዉ፣ ማዕከን ዜና ኣይሪን [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ፈላሚን ታሪኻዊን ምብጻሕ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 27 July 2018 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ጽባሕ ቀዳም 28 ሓምለ ኣስመራ ክኣቱ ምዃኑ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ብመንገዲ ቀይሕ ባሕሪ እትልእኮ ነዳዲ ደው ኣቢላ
Radio Erena: 27 July 2018 ስዑዲ ዓረብ ብመንገዲ ቀይሕ ባሕሪ እትልእኮ ነዳዲ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጠ ዘላ፣ ሓይልታት ሑቲ፣ ብሮቡዕ 25 ሓምለ፣ ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘመላልሳ መራኽባ መጥቃዕቲ ከምዘካየ [...]
መራሕቲ ቻይናን ህንድን ኣብ ሩዋንዳ ምብጻሕ ኣካይኦም
Radio Erena: 27 July 2018 ፕረዚደንት ቻይና ዚ ዢንፒንግን ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞድን ኣብ ርዋንዳ ምብጻሕ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ዚ ዢንፒንግን ኣብ ከተማ ኪጋሊ ድሕሪ ምእታው ምስ ፕረዚደንት ፓል ካጋመ ብ23 ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብያተ ማእሰርቲ ይቃጸል
Radio Erena: 27 July 2018 ምስ ናይ ምሕረት ኣዋጅ ብዝተሓሓዝ እሱራት ብዘለዓዓልዎ ናዕቢ ብውሕዱ ሰለስተ ኣብያተ ማእሰርቲ ኢትዮጵያ ከምዝተቓጸለ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። እተን ዝተቓጸላ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ ኣብ ክል [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ጉዳይ እገዳ ኤርትራ ይዘራረብ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 July 2018 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እገዳ ኤርትራ ይዘራረብ ከምዘሎ እዋናዊ ፕረዚደንት ናይቲ ባይቶ ኣምባሳደር ኦሎፍ ስኮግ ገሊጹ። እቲ ሽወደናዊ ኣምባሳደር፣ ብ23 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ [...]
ኣስመራ፣ ሰፊሕ ናይ ጸሎትን ምህለላን መደብ ተኻይዱ
Radio Erena: 24 July 2018 ኣብ ኣስመራ፣ ብኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ዝተወደበ ሰፊሕ ናይ ጸሎትን ምህለላን መደብ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ትማሊ 23 ሓምለ ዝተኻየደ ሰፊሕ ጸሎትን ምህ [...]
ወራሲ ዓራት ኣቡ ዳቢ፣ ንመራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝልዓለ ክብሪ ሸሊሙ
Radio Erena: 24 July 2018 ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ንፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ሸሊሙ። [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 23 July 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ሎሚ 23 ሓምለ ናብ ሪያድ ከምዘምርሐ ማዕከናት ምንጭታት ዜና ወሽመጥ ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ሪያድ [...]
ናብ ካናዳ ስፖንሰርሽፕ ክንገብረልኩም እናበሉ 10ታት ኣሽሓት ዶላራት ዘታልሉ ዘለዉ ኤርትራውያን ናብ ፍርዲ ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 July 2018 ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ካናዳ ስፖንሰርሽፕ ክንገብረልኩም እናበሉ 10ታት ኣሽሓት ዶላራት ዘታልሉ ንዘለዉ ሰባት ናብ ፍርዲ ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃ [...]