Category: ዜና ኤርትራ
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ግብጽን ኣመሪካን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 08 August 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ግብጽን ኣመሪካን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን። እቲ ብ5 ነሓሰ ዝተዛዘመ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ን11 መዓልታት ዝጸንሐ ኮይኑ፣ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ 2018 ቦኺራ
Radio Erena: 07 August 2018 ኤርትራ፣ ካብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ ከምዝሰሓበት ማዕከናት ዜና ካብ ኪጋሊ ሓቢረን። ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ርዋንዳ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ኤርትራ፣ ካብ ዙር ርዋንዳ 201 [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባና ዘትዮም
Radio Erena: 06 August 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ዓድል ኣል ጁቤርን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም። ማዕከን ዜና ኣራብ ኒ [...]
ኣማሓዳሪ ክልል ኦሮሞ ኣቶ ለማ መገርሳ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝመደብሮም ተቓወምቲ ኦሮሞ ንምዝርራብ ናብ ኣስመራ ኣምሪሑ
Radio Erena: 06 August 2018 ኣማሓዳሪ ክልል ኦሮሞ ኣቶ ለማ መገርሳ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝመደብሮም ተቓወምቲ ኦሮሞ ንምዝርራብ ሎሚ ሰኑይ 6 ነሓሰ ናብ ኣስመራ ኣምሪሑ። ምስ ኣቶ ለማ መገርሳ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵ [...]
ኢጣልያዊ ማሕበር፣ ብነዳዲ ዝሰርሓ ባቡራት ናብ ኤርትራ ይልእኽ
Radio Erena: 08 August 2018 ፕሮጀክት ባቡር ኤርትራ ዝተሰምየ ናይ ኢጣልያ ማሕበር (Italian locomotive project in Eritrea )፣ ምስቲ ዳግም ዝተሃንጸ ሓዲድ ክሳነያ ዝተሰንዓ፣ ብነዳዲ ዝሰርሓ ሽዱሽተ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ክምልከት ሓቲታ
Radio Erena: 08 August 2018 ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ክምልከት ከምዝሓተተት፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ነዚ ትሓትት ዘላ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤል ዲርዲሪ መሓመድ ኣሕመድ ዝሓለ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚሩ፣ ወደብ ባጽዕ ንኣገልግሎት ኢትዮጵያ ክኽፈት’ዩ
Radio Erena: 05 August 2018 መንገዲ ኣየር ኤርትራ ድሕሪ 20 ዓመት ናይ ፈለማ በረርኡ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘካየደ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እታ ብቀዳም 4 ነሓሰ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝዓለበት ነፋሪ [...]

ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ንኽትሽምግል፣ ኢትዮጵያ ሓቲታ
Radio Erena: 05 August 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ጉዳይ ዶብ ንምሽምጋል ወግዓዊ ሕቶ ኣቕሪቡ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብፍላ [...]
“ኣብ ክልተ ተኸፋፊላ ንዘላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትዕራቕ ክንሰርሕ ኢና” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ
Radio Erena: 03 August 2018 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ልክዕ ከም ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ተኸፋፊላ ንዘላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትዕራቕ ክሰርሑ ምዃኖም ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ናይ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መራሒ ስርዓት ደርግ ነበር ኮ/ል መንግስቲ ሃይለማርያም ተዘራሪቡ
Radio Erena: 03 August 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ "ናይ ምድማርን ይቕሬታን ኣዋጃት ኣብ ዘጋውሓሉ ዘሎ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መራሒ ስርዓት ደርግ ነበር ኮለነል [...]