Category: ዜና ኤርትራ
ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ዑደት ከካዪድ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 19 August 2018 ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ዑደት ከካዪድ ምዃኑ፣ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ቀንዲ ዕላማ ዑደት’ቲ ፕረዚደንት ብንጹር ዝተሓበረ’ኳ እንተዘየለ፣ ምስ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ዓሰብ ኣዋፊራ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 17 August 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይሰብ ዝበራ ነፈርቲ ኣብ ዓሰብ ኣዋፊራ ከምዘላ ኣብ ወትሃደራዊ ስለያ ዝነጥፍ መርበብ ጄንስ ዲፈንስ ዊክሊ ብ15 ነሓሰ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ንኤርትራን ጅቡቲን ንምትዕራቕ ክሰርሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 August 2018 ሶማል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡቲን ንዘሎ ምስሕሓብ ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ክትሰርሕ ምዃና ንምንጭታት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማል ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢረን። [...]
2% ንዝኸፍሉ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብውክልና ካብ ወጻኢ ከእትውዎ ንዝጸንሑ ንብረትን ሃለኽቲ ነገራትን ዝእግድ መምርሒ ተመሓላሊፉ
Radio Erena: 16 August 2018 ብመሰረት እዚ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ተመሓላሊፉ ዘሎ መምርሒ፣ ኣብ ወጻኢ ንዝነበሩን ክልተ ካብ ሚእቲ ንዝኸፍሉን ደገፍቲ ህግደፍ ጥራይ ዝፍቀድ ዝነበረ፣ ንብረትን ሃለኽቲ ነገራትን ናብ ውሽጢ ሃገር [...]
ልኡኽ ክልል ኣምሓራ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 16 August 2018 ልኡኽ ክልል ኣምሓራ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ማዕከን ዜና ፋና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ልኡኽ፣ ትማሊ 15 ነሓሰ ናብ ኣስመራ ከምዝኣተወ ክግለጽ እንከሎ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያ [...]
ኣድማ ኣካይድኩም ተባሂሎም፣ ካብ ዓዲ ሃሎ ናብ ከባቢ ኣፍዓበት ተወሲዶም ዝጸንሑ፣ ኣባላት 29 ዙርያ እንደገና ናብ ዓዲ ሃሎ ተመሊሶም
Radio Erena: 15 August 2018 ኣድማ ኣካይድኩም ተባሂሎም፣ ካብ ዓዲ ሃሎ ናብ ከባቢ ኣፍዓበት ተወሲዶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ዝኾኑ ኣባላት 29 ዙርያ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት እንደገና ናብ ዓዲ ሃሎ ተመሊሶም። እቶም ኣስታት [...]
ጅቡትን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታዊ ውሕስነት ዜጋታተን ዘትየን
Radio Erena: 15 August 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ልኡኽ ብ14 ነሓሰ ናብ ጅቡቲ ድሕሪ ምእታዉ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣ [...]
ላዕለዎት መራሕቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ኦነግን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
Radio Erena: 15 August 2018 ላዕለዎት መራሕቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ ዘሎ ናይ ሰላም መስርሕ ንምስታፍ ብ13 ነሓሰ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቲ ግንባር ላዕለዎት መራሕቲ ናብ ኣዲስ [...]
ኤርትራ ሰራዊታ ናብ የመን ክትልእኽ፣ ስዑዲ ዓረብ ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 August 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ ሰራዊታ ናብ የመን ክትልእኽ ትሓትት ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብወገን ኤርትራ፣ ቅድሚ 5 ኣዋርሕ ኣትሒዙ እቲ ሓሳብ ከምዝተላዕለ ዝጠቐሱ እቶም ምንጭታት፣ ኣቐ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሶማል ፈላሚ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 14 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል በጺሑ። እቲ [...]