Category: ዜና ኤርትራ

1 298 299 300 301 302 632 3000 / 6317
ብሚኒስተር ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ዝተዳለወት መጽሓፍ ኣብ ዝመጽእ ቀዳመ ሰምበት ክትዝርጋሕ’ያ

ብሚኒስተር ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ዝተዳለወት መጽሓፍ ኣብ ዝመጽእ ቀዳመ ሰምበት ክትዝርጋሕ’ያ

Radio Erena: 07 September 2018 ብሚኒስተር ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ዝተዳለወት መጽሓፍ ኣብ ዝመጽእ ቀዳመ ሰምበት ብወግዒ ክትዝርጋሕ’ያ። ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ኣብታ ‘ኤርትራ ሃገረይ’ ዝሰመያ መጽሓፉ፣ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕ [...]
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዳግማይ ተኸፊቱ

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዳግማይ ተኸፊቱ

Radio Erena: 06 September 2018 ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዳግማይ ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብ ምኽፋት እቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደት ኢሰያስ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ከምኡ’ውን ካልኦት ሰበስልጣን ክል [...]
ስሉሳዊ ዘተ መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ

ስሉሳዊ ዘተ መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ

Radio Erena: 06 September 2018 Updated ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ትማሊ 5 መስከረም፣ ብዓሰብ ኣቢሉ ኤርትራ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 05 September 2018            ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ   ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።           እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ ረፍዲ፣ ብዓሰብ ኣቢሉ ኤርትራ [...]
ሊብያ፣ ውግእ ሓድሕድ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከቢድ ሓደጋ የንጸላሉ

ሊብያ፣ ውግእ ሓድሕድ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከቢድ ሓደጋ የንጸላሉ

Radio Erena: 05 September 2018        ኣብ ሊብያ ከባቢ ሓደ ሰሙን ኣቑጺሩ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ከቢድ ናይ ህይወት ስግኣት ፈጢሩ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት [...]
ሩስያ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢሩዎ ዘሎ እገዳ ከልዕሎ ጸዊዓ

ሩስያ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢሩዎ ዘሎ እገዳ ከልዕሎ ጸዊዓ

Radio Erena: 03 September 2018 ሩስያ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢሩዎ ዘሎ እገዳ ከልዕሎ ጸዊዓ።   ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ድሕሪ ዘካየዱዎ ናይ ስራሕ ምብጻሕ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ኣብ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ዜጋታት ተዘኪራ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ዜጋታት ተዘኪራ

Radio Erena: 02 September 2018 ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ዜጋታት ተዘኪራ ውዒላ። ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ሓያሎ ደምበታት ተመቓቒሎም ኣብ ዝርከቡሉ [...]
ሩስያ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ ወደብ መኽዘናት ክትሃንጽ’ያ

ሩስያ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ ወደብ መኽዘናት ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 02 September 2018 ሩስያ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ ወደብ መኽዘናት ክትሃንጽ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝርርብ ከምዘላ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ገሊጹ። ንሱ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላ [...]
ኤርትራ፣ ህዝቢ ንኣስታት ሓደ ዓመት ብግምት ዝተሰልዓሉ ውህሉል ዕዳ ኤሌክትሪክ የማርር

ኤርትራ፣ ህዝቢ ንኣስታት ሓደ ዓመት ብግምት ዝተሰልዓሉ ውህሉል ዕዳ ኤሌክትሪክ የማርር

Radio Erena: 31 August 2018 ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ፣ ብግምት ዝተሰልዐ ምኽፋል ውህሉል ዕዳ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንህዝቢ የማርሮ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እዚ ኣቐዲሙ ብሬድዮ ኤረና ብተደጋጋሚ ክቃላሕ ዝጸንሐ ጉዳይ፣ ዓመቱ [...]
ወከልቲ ኣብ ዶባት ዝርከባ ዓድታት ትግራይ ናብ ዓድታት ኤርትራ ምብጻሕ ይቅጽሉ

ወከልቲ ኣብ ዶባት ዝርከባ ዓድታት ትግራይ ናብ ዓድታት ኤርትራ ምብጻሕ ይቅጽሉ

Radio Erena: 31 August 2018 ከም መቐጸልታ ናይቲ ነበርቲ ኣብ ዶባት ናይ ዝርከባ ዓድታት ትግራይ ናብ ዶባት ዝርከብ ዓድታት ኤርትራ ዘካይድዎ ዘለዎ ምብጻሕ፣ ነበርቲ ሑመራ ብ30 ነሓሰ ናብ ኦምሓጀር ከምዝበጽሑ ማዕከናት ዜ [...]
1 298 299 300 301 302 632 3000 / 6317