Category: ዜና ኤርትራ
ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ንዘሎ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክትወስድ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ሓቲቱ
Radio Erena: 30 October 2018 መነግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ጅቡትን ኤርትራን ንዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክወስድ ኣብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ሓ [...]
ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዝተሓቑፉ ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዘካየድዎ ዑደት ተቓውሞ ይገጥሞም
Radio Erena: 30 October 2018 ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዝተሓቑፉ ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዘካየደዎ ዑደት ተቓውሞታት ገጢምዎም። እቶም ብኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ጨርሎስን ዝተመርሑ [...]
ሱዳን ምስ ኤርትራ ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ከተመሓይሽ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 30 October 2018 መንግስቲ ሱዳን ምስ ኤርትራ ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድና ከመሓይሽ ምዃኑ ንመንግስታዊ መግለጺ እታ ሃገር ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ነቲ ዝምድና ንምምሕያሽ ፕረዚደንት ሱ [...]
እስራኤል፣ ስደተኛታት ብሓገዝ ሕክምናዊ ኣገልግሎት እትህብ ክሊኒክ ክትዕጾ’ያ
Radio Erena: 29 October 2018 ኣብ እስራኤል፣ ደቡባዊ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ፣ ንስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ብሓገዝ ፍሉይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ክትህብ ዝጸንሐት ክሊኒክ ክትዕጾ ምዃና ሃረጽ ሓቢሩ። እታ ብወለንተኛታት ሰ [...]
ሶማልን ቀጠርን ዝምድንአን ንምሕያል ይሰማምዓ
Radio Erena: 29 October 2018 ሶማልን ቀጠርን ዝምድንአን ንምሕያል ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት ናብዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ብሚኒስተር ዴ 'ታ ሱልጣን ቢን ሰዓድ ኣል ሙራይኪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቀጠር ብ28 ጥቅምቲ ኣ [...]
ጀርመን ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኢድ ከይተእቱ መንግስቲ ኤርትራ ጸዊዑ
Radio Erena: 28 October 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ንኤርትራ ብዝምልከት ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ንነውሕ ግዜ ኣንጻር ኤርትራ ሒዙዎ ዝጸንሐ መርገጺ’ዩ ዘንጸባርቕ፣ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ከሲሱ። መንግ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዋዕላ ሚኒስተራት ሃገራት ኣፍሪቃን ኢጣልያን ተሳቲፋ
Radio Erena: 26 October 2018 ኤርትራ፣ ኣብ ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ወፍሪን ምግታእ ዘይሕጋውያን ምስግጋር ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ኢጣልያን ተሳቲፋ። ኣብዚ ትማሊ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሮማ ዝተኻየደ ካልኣይ ዋዕ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ሱዳን ይበጽሕ
Radio Erena: 26 October 2018 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ 25 ጥቅምቲ ናብ ካርቱም ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ፈለማ ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት ተመሪጻ
Radio Erena: 26 October 2018 ኣምባሳደር ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ፈላሚት ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኮይና ተመሪጻ። ፕረዚደንት ሳህለወርቅ፣ ስርዓተ ምምሕዳር መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ 1992 ካብ ዝቐይር ንደሓር፣ ራብዓይቲ [...]
ኤርትራ፣ ንነዊሕ ዓመታት ደሃዮም ጠፊኡ ዝጸንሐ ኢትዮጵያውያን እሱራት ተፈቲሖም
Radio Erena: 25 October 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ድሕሪ ምእሳሮም ንነዊሕ ዓመታት ደሃዮም ጠፊኡ ዝጸንሐ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም። ኣቐዲሙ፣ ንሸሞንተ ዓመታት ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ ፓይሎት ኮለነል ታደሰ [...]