Category: ዜና ኤርትራ

1 281 282 283 284 285 632 2830 / 6315
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለውይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለውይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 19 December 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዘምርሐ፣ ፕ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክልትኣዊ ዝምድናን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

መራሕቲ ኤርትራን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክልትኣዊ ዝምድናን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 18 December 2018 መራሕቲ ኤርትራን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክልትኣዊ ዝምድናን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዱ ካብ ኣቡዳቢ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ትማሊ 17 ታሕሳስ ናብ [...]
ፕረዚደንት በሽር፣ ናብ ሶርያ ይበጽሕ

ፕረዚደንት በሽር፣ ናብ ሶርያ ይበጽሕ

Radio Erena: 17 December 2018 ፕረዚደንት ሱዳን፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ሶርያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት በሽር፣ ብ16 ታሕሳስ ናብ ከተማ ደማስቆ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ባሻር ኣልኣሳድ ድሙ [...]
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር፣ ኣብ ትሕተ- ሰሃራ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ

ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር፣ ኣብ ትሕተ- ሰሃራ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ

Radio Erena: 17 December 2018 ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ትሕተ-ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ ከምዘላ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታታት ኣብ ዝዘርግሖ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣፍሊ [...]
ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ናብ ኢጣልያ ኣትዮም

ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ናብ ኢጣልያ ኣትዮም

Radio Erena: 17 December 2018 ኣብዘን ዝሓለፋ 10 ኣዋርሕ፣ ብዘይኣላዩ ዝመጹ፣ ልዕሊ 600 ኤርትራውያ ቆልዑ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተወ ጸብጻብ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ፣ ብዘይኣላዩ ዝመ [...]
ሶማል፣ ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበረ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ተቓውሞ የለዓዕል

ሶማል፣ ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበረ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ተቓውሞ የለዓዕል

Radio Erena: 17 December 2018 ምክትል መራሒ ኣልሸባብን ኣፈኛ ናይቲ ሽበራዊ ጉጅለን ነበር ሙክታር ሮቦው ምእሳሩ ተቓውሞን ግጭታትን ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ዝተፈላለያ መርበባት ዜና ካብታ ሞቛድሾ ሓቢረን። እቲ ሳልስቱ ቀጺሉ ዘ [...]
ልዕሊ 200 ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ ዋዕላ ኣብ ብራስለስ ተኻዪዱ

ልዕሊ 200 ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ ዋዕላ ኣብ ብራስለስ ተኻዪዱ

Radio Erena: 16 December 2018 ልዕሊ 200 ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ ዋዕላ ኣብ ርእሰ ከተማ በልጅዩም ብራስለስ ተኻዪዱ። ኣብዚ መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ንሓላፍነታዊ ኣገባብ ምሕደራ ዋ [...]
ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሶማልን ኬንያን ዑደቱ ዛዚሙ

ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሶማልን ኬንያን ዑደቱ ዛዚሙ

Radio Erena: 16 December 2018 ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሶማልን ኬንያን ዑደቱ ዛዚሙ ኣስመራ ኣትዩ። ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ በይናዊ ውሳኔ ወሲዱ ስምምዓት ብምፍርራሙ ዝተቖጥ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ ዘይብሉ  ምትእኽኻብ ሸውዓተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ትምስርት

ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ ዘይብሉ ምትእኽኻብ ሸውዓተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ትምስርት

Radio Erena: 14 December 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ዘዋስነን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታን ፖለቲካዊ ምምኽካርን ብሓባር ከስርሐን ዝኽእል ምትእኽካብ ንምምስራት ዝዓለመ ዘተ ከምዘካየደት ማዕከናት ዜና ዓረብ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሶማል ታሪኻዊ ምብጻሕ የካይድ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሶማል ታሪኻዊ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 13 December 2018   ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ታሪኻዊ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብሓሙስ 13 ታሕሳስ ናብ ሞቛድሾ ኣብ ዝኣተወሉ ፕረዚደንት ሶማል ዓብ [...]
1 281 282 283 284 285 632 2830 / 6315