Category: ዜና ኤርትራ

ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ)፣ ምስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ዝነበሮም ርክብ ከምዝበተኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ግንባር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን
ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን።
ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብኤርትራ ዝቀረበ ወቐሳ ዝተሰምዖ ቅሬታ ብምግላጽ፣ ካብ ግጉይ ሓበሬታ ዝነቐለ'ዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ጠቒሱ።
ቱርኪ [...]

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ
ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ንምፍጣር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ።
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ብኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝቖመ ኮይኑ፣ ቀንዲ ዕላምኡ፣ [...]

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
እቲ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ዝርከቦ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቓድሾ ኣብ ዝዓረፈሉ፣ ሚኒስተር ጉዳያ [...]

ልኡኻት ኤርትራን ሶማሊላንድ ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዶም
እቶም ንመንግስቲ ኤርትራ ብምውካል፣ ብ3 ሚያዝያ ናብ ካይሮ ዝበጽሑ ክልተ ሰበ ስልጣን፣ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳመሕ ሾክሪ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጉዳያት ናይል፣ ምትእትታው ቀጠርን ቱርኪን ብመንገዲ [...]

ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ
ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ከባቢኡ ክሕሉ ምሕጽንታ ቀሪቡ።
እዚ ምሕጽንታ ዝቐረበ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኣኼባታት ምምሕዳር ከባቢታት ኮይኑ፣ ህዝቢ ብሰንኪ እቲ ዝካየድ [...]

እስራኤል፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ዝወሃብ “ሪታሊን”መዐገሲ መድሃኒ፣ ሓደገኛ ሳዕቤን ከምዘለዎ ይግለጽ
Radio Erena: 27 March 2019 ኣብ እስራኤል፣ ብባህርያቶም ጠባያቶምን ውዕይ ንዝበሉ ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ብመማህራኖም ዝእዘዘሎም ዘሎ "ሪታሊን" ዝተባህለ መድሃኒት፣ ሓደገኛ ሳዕቤት ከምዘለዎ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ብቤት ት [...]

ቱኒዝያ፣ ብዘይኣላዪ ዝተሰዱ ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ቆልዑ ግዳያት ጭንቀት ይኾኑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ ቱኒዝያ፣ መዓስከር መደኒን ዝርከቡ፣ ብዘይኣልዩ ዝተሰዱ 10ታት ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ግዳያት ጭንቀትን ተስፋ ምቑራጽን ይኾኑ ከምዘለዉ፣ ተሓቢሩ። ኣልጀዚራ፣ ንሓያሎ ካብቶም ኣብቲ መዓስከር ዝ [...]

ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ዝነብሩ ሰባት ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት፣ ብ83 % ጎዲሉ
Radio Erena: 25 March 2019 ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ሰባት፣ ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት ብ83% ከምዝጎደለ ሕቡራት ሃገራ ኣፍሊጡ። ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ኤችኣይቪ ኤይድስ፣ ብምኽንያት ኣህ [...]

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መደባራት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 25 March 2019 ብርጋዴር ጀነራል ክንዱ ገዙ ተናኝ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ መደባርት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ዑደት ከምዘካየደ ተገሊጹ። ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ [...]