Category: ዜና ኤርትራ

1 256 257 258 259 260 632 2580 / 6312
ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ

ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ

Radio Erena: 17 July 2019 ኣስመራ፣ ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ዋጋኡ ተረጋጊኡ ዝጸንሐ ባኒ እናተሳእነ ይመጽእ ኣሎ። መንግስቲ፣ ብኩፖን ንሓደ ሰብ ክልተ ባኒ ክዕደል እኳ እንተጸንሐ፣ ኣብዚ እዋ [...]
ኤርትራ፣ ዝተዓጽዋ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ናጻ ኣገልግሎት ይህባ ኔረን

ኤርትራ፣ ዝተዓጽዋ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ናጻ ኣገልግሎት ይህባ ኔረን

Radio Erena: 16 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ዝዓጸወን፣ ብካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝእለያ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ኣገልግሎት ይህባ ምንባረን ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ cath.ch፣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ይዳሎ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ይዳሎ

Radio Erena: 16 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዲፕሎማሲያውን ምንጭታት ሓቢሮም። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 17 ሓምለ 2018ብወግዒ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፣ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ  ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፣ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: 15 July 2019 ህዩማን ራይትስ ዎች ዝርከቦም ሓያሎ ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰብ፣ ነቲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ዝወሰዶ ውሳኔ ብሓጎስ ተ [...]
ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ

ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ

Radio Erena: 15 July 2019 ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ። ማዕከን ዜና ሃረጽ ብዕለት 9 ሓም [...]
ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ

ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ

Radio Erena: 14 July 2019 ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ። ቤት ፍርዲ ፓለርሞ ብዓርቢ 12 ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእያ፣ መንእሰይ መድሃኔ ብዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ኣብ ዝፈተኑሉ፣ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ስለዝኣተዉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም። እቶም ስሞም ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ካብ [...]
መ. ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መብርሂ ሂቡ

መ. ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መብርሂ ሂቡ

Radio Erena: 11 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መግለጺ ሂቡ። መንግስቲ ኤርትራ ብኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝርከብ ወኪሉ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ነቲ ዝቐው [...]
ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ናይ ፖለቲካል ሳይንስን ኢንተርናሽናል ሪሌሽንስን ዲፓርትመንታት ክዓጹ እዩ

ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ናይ ፖለቲካል ሳይንስን ኢንተርናሽናል ሪሌሽንስን ዲፓርትመንታት ክዓጹ እዩ

Radio Erena: 09 July 2019 ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ብከቢድ ተሃስዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ገለ ዲፓርትመንታት ክዓጹ ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዘን ከም ፖለቲካል ሳይንስን፣ ኢንተርናሽናል ሪሌ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ክዕጾ መንግስቲ’ታ ሃገር ይዘራረበሉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ክዕጾ መንግስቲ’ታ ሃገር ይዘራረበሉ

Radio Erena: 08 July 2019 ኤርትራውያን ዝርከብዎ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ክዕጾ መንግስቲ’ታ ሃገር ይዘራረበሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖኦ ሓበሬታ፣ ድሕሪ’ቲ ህይወት ል [...]
1 256 257 258 259 260 632 2580 / 6312