Category: ዜና ኤርትራ
![ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Sudan-Passport.jpg)
ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 November 2019
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ንወጻእተኛታት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወሃብ ዝጸንሐ ዜግነትን ፓስፖርትን የጻሪ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሌ/ጀነራል ኤል [...]
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 November 2019
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ።
ብግጉይ መንነት ንነዊሕ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርትን ቤት ፍርድን ክከላበት ዝ [...]
![ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/US-deporting-Eritreans.png)
ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 22 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።
በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰ [...]
![ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/moh.jpg)
ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ
Radio Erena: 21 November 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF) ዝተመወለ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ብደረጃ ሃገር ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ካብ 15 ሕዳር ኣትሒዙ ብዞባ ማእከል ዝተበገሰ ሰፊሕ ሸፈነ ክታበት [...]
![ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Gashora.jpg)
ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 20 November 2019
ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ንምሕጋዝ ዝውዕል ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Abih-Ahmed-and-Emanuel-Macron.png)
ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ
Radio Erena: 18 November 2019
ማዕከን ዜና ለ ፑዋ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ኣቃሊዑ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ [...]
![14 November 1962 A Day to Remember 14 November 1962 A Day to Remember](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/hailesilasie.jpg)
14 November 1962 A Day to Remember
Radio Erena: 17 November 2019
14 November 2019 coincided with the 57th anniversary of the abrogation of the Federation between Ethiopia and Eritrea [...]
![ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/churchsweden.jpg)
ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ
Radio Erena: 17 November 2019
ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን እትርከብ ቤተክርስቲያን ቅድስተ ማርያም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ቀዋሚ ቦታ ስኢኖም ይከላበቱ ከምዘለዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ሓቢሩ።
እቶም ዝምረጹ ኣ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Desert-locust.png)
ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ
Radio Erena: 15 November 2019
እቲ ናይ በረኻ ኣምበጣ፣ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፈር፣ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝርከብ ልዕሊ 20 ሽሕ ልሙዕ መሬታ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጠቒሱ።
ክፍሊ ምክልኻል ዘ [...]
![ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/CrowdedMarket.jpg)
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 14 November 2019
ብመሰረት ኣብ ምሕደራ ኣፍሪቃ ኣተኵሩ ዝተዳለወ ጸብጻብ፣ ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝተጸንዐ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ከምዘየለ ተገሊጹ።
ከም ኣብ ጾታን ዕድመን ዝተመርኮሰ ብዝ [...]