Category: ዜና ኤርትራ
![ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Ansat-helicopters-650x354.png)
ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ
Radio Erena: 21 January 2020
ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ከምዝሸመተት ማዕከን ዜና ስፑትኒክ ሓቢሩ።
እተን ኣንሳት ዝዓይነተን ሄሊኮፕተራት፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ናብ ኤ [...]
![ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/82869645_612326389516768_328282784432914432_n.jpg)
ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ
Radio Erena: 21 January 2020
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ በብዞባኡ ወይ ካንቶናታት ጥራይ ተጠርኒፉ ክነጥፍ ዝጸንሐ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ብደረጃ ሃገር ከምዝተጠርነፈ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኾ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ብ1 [...]
![ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/wedi-ali-400x400.jpg)
ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር
Radio Erena: 21 January 2020
ንለውጢ ዝጠልብ፣ "ስርሒት ፎርቶ" ዝተኻየደሉ ሻብዓይ ዓመቱ ይዝከር ኣሎ።
እዚ ብስዉእ ኮለነል፣ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝተመርሐ ናይ 21 ጥሪ 2013 ስርሒት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝ [...]
![ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Assab-airport-400x231.png)
ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 January 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ፣ ብነፈርቲ ናብ ሊብያ እትልኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንመዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም [...]
![ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/ambeta-400x226.jpg)
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ
Radio Erena: 19 January 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ከምዘሎ ተገሊጹ።
እዚ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ኬንያን ካልኦት ከባቢታትን ተራእዩ ዘሎ ናይ በረኻ ዕ [...]
![ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Capture-1.jpg)
ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል
Radio Erena: 16 January 2020
ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ክሰግሩ ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ዝተታሕዙ፣ 7 ደቂንስትዮን 3 ደቂተባዕትዮ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ፣ ናብ ኤርትራ ከይጥረዙ ጻዕርታት ይቕጽል ኣ [...]
![ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Slovenia.png)
ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 16 January 2020
ኣብ ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያውያን ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ብመንግስቲ ተቐባልነት ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ንሳቶም፣ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ [...]
ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ
Radio Erena: 16 January 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፣ ንዝሃቦ መግለጺ ነጺጉ።
እቲ ሚኒስተር ዴታ፣ ኣብ ናይ 9 ጥሪ ሕታ [...]
![ሽወደንን ፈረንሳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን ሽወደንን ፈረንሳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Gashora.jpg)
ሽወደንን ፈረንሳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን
Radio Erena: 15 January 2020
ሽወደንን ፈረንሳን፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ግዝያዊ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ከተጣይሳ ቃል ከምዝኣተዋ [...]
![ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Passports.png)
ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል
Radio Erena: 14 January 2020
ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ናብ 41 ሃገራት፣ ብዘይ መእተዊ ቪዛ ከግይሽ ከምዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ገሊጹ።
በዚ ብዝሒ'ዚ ድማ፣ ደረጃ ዓቕሚ ፓስፖርት ኤርትራ፣ ኣብ መበል 98 ተሰሪ [...]