Category: ዜና ኤርትራ

1 227 228 229 230 231 630 2290 / 6300
The Bull and The Knives

The Bull and The Knives

Radio Erena: 18 February 2020 On February 8, in an interview with the Eritrean TV, President Isaias Afwerki said that, during the thirty-year r [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

Radio Erena: 18 February 2020 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ኣብ ኣብ ኣስታት 20 ሃገራት ሃገራዊን ባይቶኣውን ምርጫታት ክካየድ መደብ ተታሒዙ ኣሎ። መብዛሕተን ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ መወዳእታ 50ታትን መጀመ [...]
ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 18 February 2020 ስዑዲ ዓረብን ጂቡቲን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዲን ወፍርን ንምዕባዩ ከምዝተሰማምዓ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ላዕለዎት ሚኒስተራት ንግዲ፣ ወፍርን [...]
DP World  ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

DP World ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 February 2020 DP World ዝተባህለ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ ንወደባት ኤርትራ ከመሓይሽን ክጽግንን ምዃኑ ብሉምበርግ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ካብቲ ዱባይ ዝ [...]
ብሪጣንያ፣ 4 ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ኣብ ወደብ ተረኺቦም

ብሪጣንያ፣ 4 ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ኣብ ወደብ ተረኺቦም

Radio Erena: 17 February 2020 ኣብ ብሪጣንያ፣ ፑርፍሊት ኣብ ዝርከብ መዐሸጊ መራኽብ፣ ኣርባዕተ ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ከምዝተረኽቡ ዘ ኤኮ ሓቢ [...]
የመን፣ ናይ ውግእ ነፋሪት ወዲቓ ተሓምሺሻ

የመን፣ ናይ ውግእ ነፋሪት ወዲቓ ተሓምሺሻ

Radio Erena: 17 February 2020 ኣብ የመን፣ ኣብ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ዝተዋፈረት ናይ ውግእ ነፋሪት ስዑዲ ዓረብ ወዲቓ ከምዝተምሓምሸሸት ተገሊጹ። እታ ቶርኔዶ ዝዓይነታ ናይ ውግእ ነፋሪት ስዑዲ፣ ብ14 ለካቲ [...]
ኣብ ው.ሕ.ሃ. ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ

ኣብ ው.ሕ.ሃ. ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ

Radio Erena: 16 February 2020 መበል 75 ዋዕላ ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ምግሃስ መሰላት ደቀንስትዮ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ። ኣብቲ [...]
ብፍላይ ኤርትራ፣ ኣብ ህጻናት ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይረአ

ብፍላይ ኤርትራ፣ ኣብ ህጻናት ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይረአ

Radio Erena: 16 February 2020 ህዝቢ ኤርትራ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ናይ መግቢን ማይን ሕጽረት ዝያዳ ገዲዱ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ሕጽረት’ዚ ምስ ዳግማይ ምዕጻው ዶባት ዝያዳ ከምዝኸፈአ ዘመልከቱ ም [...]
“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘስፋሕፈሐ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝተሓተተ ህጹጽ ሓገዝ 29% ጥራይ’ዩ ተረኺቡ” FAO

“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘስፋሕፈሐ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝተሓተተ ህጹጽ ሓገዝ 29% ጥራይ’ዩ ተረኺቡ” FAO

Radio Erena: 14 February 2020 ኤርትራ እትርከበን ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሓሙሽተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምሕጋዝ ካብ ዝተሓተተ 76 ሚልዮን እቲ 22 ሚልዮን ጥራይ ከምዝተኣከበ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ውድብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኣብዚ 12 ዓመታት ዝወሓደ ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ  መዝጊባ

ስዊዘርላንድ፣ ኣብዚ 12 ዓመታት ዝወሓደ ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ መዝጊባ

Radio Erena: 13 February 2020 ስዊዘርላን፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2019፣ ብጠቕላላ ዘአንገደቶ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ 14,269 ምዃኑ ተገሊጹ። ካብዚ ብብዝሒ ቀዳማይ ደረጃ ዝሓዙ ዜጋታት ኤርትራ ኮይኖም 2899 ይ [...]
1 227 228 229 230 231 630 2290 / 6300