Category: ዜና ኤርትራ

1 225 226 227 228 229 630 2270 / 6300
7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ

7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ

Radio Erena: 29 February 2020 ብጫ ማልያ ለቢሱ ንኽብሩ ኣብ ምክልኻል ዝርከብ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተገብረ ናይ4.5 ኪሎ ሜትር ርሕቕት ዝነበሮ ናይ ክሮኖሜትር ውድድር፡ [...]
6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ

6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ

Radio Erena: 28 Febrauray 2020 ዙር ርዋንዳ 2020 ሎሚ ዓርቢ ንሻዱሻይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ: ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ካብ ልሙድ ወጻኢ ዓወት ኣይቐንዖም። ኣብ'ዚ ካብ ናይ ትማሊ ብዝሕይል ዝናብን ንፋስን [...]
5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ

5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ

Radio Erena: 27 February 2020 ዝሓለፈ ሰንበት ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2020፣ ሎሚ ሓሙስ'ውን ንሓሙሻይ መዓልቱ ቐጺሉ ኣርፊዱ። ኣብ'ዚ ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ቅድድም፣ ተወዳደርቲ ካብ ሩባቩ ናብ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 27 February 2020 እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ፍርያት ቅብኣን ካልእ ስነ ጥበባዊ ፍርያትን ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ። እቲ ብስደተኛታት ኤርትራን ሱ [...]
4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣  ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ

4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ

Radio Erena: 26 February 2020 ዙር ርዋንዳ ሎሚ ረቡዕ ዝነውሐን ዝጸንከረን መድረኽ ኣብ ዘሰላሰለሉ: ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ። ኣብ'ዚ 206.3 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነን ብዓቐባት ዝተዓብ [...]
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም

ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም

Radio Erena: 25 February 2020 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ከምዝተኸልከሉ ቤት ጽሕፈት እታ ቤተ ክርስትያን ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ ኣመልክታ። ብመሰረት እቲ መግለጺ፣ ብ [...]
3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ንፈረንሳዊት ክለብ ዝወከለ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ብጫ ማልያ ለቢሱ

3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ንፈረንሳዊት ክለብ ዝወከለ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ብጫ ማልያ ለቢሱ

Radio Erena: 25 February 2020 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ፈረንሳዊት ክለብ ኒፖ ዴልኮ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሰሉስ 25 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ 3ይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ፡ ካብ ካዛኪስታናዊ የቭገኒይ ፌዶ [...]
A Tale of Two Red Sea Banks

A Tale of Two Red Sea Banks

Radio Erena: 25 February 2020 The visit of President Isaias Afwerki to Riyadh on 17 February seemed more like an urgent ‘convocation’ than a sc [...]
2ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ 5 ኤርትራውያን ምስ ቀዳሞት 10 ተቐዳደምቲ ብምእታው ዳግማይ ደሚቖም

2ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ 5 ኤርትራውያን ምስ ቀዳሞት 10 ተቐዳደምቲ ብምእታው ዳግማይ ደሚቖም

Radio Erena: 24 February 2020 ዙር ርዋንዳ ሎሚ ሰኑይ 24 ለካቲት ካብ ኪጋሊ ተበጊሱ ናብ ሁየ ኣብ ዘቕንዐ ናይ 120.5 ኪሎ ሜትር ንኻልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፡ 5 ኤርትራውያን ምስ ቀዳሞት 10 ተቐዳደምቲ [...]
“ኤርትራ፣ ካብ ኢማራት ናብ ጀነራል ሓፍታር ንዝልኣኽ ኣጽዋር መሰጋገሪት ትኸውን ኣላ።” መንግስቲ ሊብያ

“ኤርትራ፣ ካብ ኢማራት ናብ ጀነራል ሓፍታር ንዝልኣኽ ኣጽዋር መሰጋገሪት ትኸውን ኣላ።” መንግስቲ ሊብያ

Radio Erena: 24 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዛ ልዕሊ 100 ዝኸውን ጽዕነት ኣጽዋር ናብቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ዕጡቕ ሓይሊ ከምዝልኣኸት ብሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጦ ዘለዎ መን [...]
1 225 226 227 228 229 630 2270 / 6300