Category: ዜና ኤርትራ
![መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Jack-ma-donation.jpg)
መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም
Radio Erena: 05 April 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዓለም ለኻዊ ጻዕሪ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቻይናዊ ቢልዮነር ዝተለገሰሉ ሓገዝ ከምዝተሓሰመ ተገሊጹ።
ኣቐድም ኣቢሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
![ስዑዲ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍሉዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ ስዑዲ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍሉዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Eritrean-Embassy-650x437.jpg)
ስዑዲ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍሉዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ
Radio Erena: 03 April 2020
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍልዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ ምህላዎም ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኮሚተ [...]
![ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት፣ 1.5 ሚልዮን ዶላር ሓጊዙ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት፣ 1.5 ሚልዮን ዶላር ሓጊዙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/AFDB.jpg)
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት፣ 1.5 ሚልዮን ዶላር ሓጊዙ
Radio Erena: 03 April 2020
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ፣ ኤርትራ ንእትርከበን 9 ሃገራት ዝውዕል ናይ 1.5 ሚልዮን ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ ብመንገዲ'ቲ ንሕብረት ኣፍሪ [...]
![እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/coronaEriIsrl.jpg)
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 02 April 2020
ሃገራት፣ ብሰንኪ ሕማም ኮረና ቫይረስ ውሸባ ኣብ ዝእውጃሉ ዘለዋ እዋን፣ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣስታት 30 ሽሕ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጎኒ ጎኒ ስግኣት 'ቲ ሕማም፣ ጉዳይ ሽቅለት ኣልቦነ [...]
![ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Eritrean-Embassy-650x437.jpg)
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ
Radio Erena: 31 March 2020
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ነፍሲ ወከፎም 500 ሪያል (ኣስታት 150 ዶላር ኣመሪካ) ክኸፍሉ ከገድድ [...]
![መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/IGAD.png)
መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም
Radio Erena: 31 March 2020
መራሕቲ ሸውዓተ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ብምትኳር ናይ ቪድዮ ኮንፈረስን ኣካየዶም።
መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሱዳን፣ ሶማል፣ ኡጋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬንያንን ከም [...]
![ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Halibet-Hospital.jpg)
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 30 March 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ከም ታክሲን ኣውቶቡሳትን ዝኣመሰለ ናይ ብሒቲ ይኹን ናይ መንግስቲ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ክብል ከ [...]
![UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/UNICEF-Eritrea-COVID-19-650x405.jpg)
UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ
Radio Erena: 30 March 2020
ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ዝተፈላለየ ናዊቲ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እ [...]
![ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/kamp_Univ.jpg)
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ
Radio Erena: 29 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ ዝግበር ቃልሲ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ዩጋንዳ ዝርከብ ኣህጉራዊ ዩኒቨርሲቲ ካምፓላ [...]
![ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/agelglot5.jpg)
ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን
Radio Erena: 27 March 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ኮርና ቫይረስ ተተሓሓዙ፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ብዕጽፍታት ክዛየድ ምጅማሩ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ከም ኣእካል፣ ሽኮር፣ ፓስታን፣ ዘይትን ዝኣመሰለ [...]