Category: ዜና ኤርትራ

1 169 170 171 172 173 634 1710 / 6340
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ከፍርያ፣ ፈረንሳ ደገፋ ትገልጽ

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ከፍርያ፣ ፈረንሳ ደገፋ ትገልጽ

Radio Erena: 30 May 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 መስሪሐን ጥዕና ዜጋታተን ክሕልዋ መታን ክኽእላ፣ ፈርንሳ ሓድሽ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 30 May 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣወሃሃዲት መደብ’ቲ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኣብ [...]
ብድኽነት፣ ኵናትን ድሕረትን እትሕመስ ዘላ ኣፍሪቃ፣ ‘መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ’ ዘኪራ

ብድኽነት፣ ኵናትን ድሕረትን እትሕመስ ዘላ ኣፍሪቃ፣ ‘መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ’ ዘኪራ

Radio Erena: 27 May 2021 25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ። መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ዝኽሪ ናይቲ ኣብ 25 ግንቦት 1963፣ ኣቐዲመን ናጽነተን ተጎናጺፈን ዝነበራት 32 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ውድብ ሓድነት ኣ [...]
Eritreans Helping Eritreans on the Mediterranean

Eritreans Helping Eritreans on the Mediterranean

Radio Erena: 27 May 2021 Each year in the springtime, as the choppy winter seas give way to the warmer spring waters, refugee crossings on the [...]
‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

Radio Erena: 26 May 2021 ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ ክብል፣ ብመንግስቲ ንዝተመዘዘ ኣጻራዩ ሓበሬታ ህጹጽ እዋን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ገሊጹ። 'ትርፍራፍ ናይ ዝተበተነ [...]
ኣስታት 360 ኤርትራውያን ሒዛ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝተሰርሐ ‘መስቀል ላምፔዱሳ’፣ ኣብ ብሪጣንያ ዑደት የካይድ

ኣስታት 360 ኤርትራውያን ሒዛ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝተሰርሐ ‘መስቀል ላምፔዱሳ’፣ ኣብ ብሪጣንያ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 26 May 2021 ኣብ ጥቅምቲ 2013፣ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ሒዛ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ካብ ትርፍራፍ ዕንጸይታ ዝተሰርሐ 'መስቀል ላምፔዱሳ' ኣብ ብሪጣንያ ናብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዑደት የካይድ ኣሎ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ዝነበሩ ኣስታት 500 ተመዛበልቲ ኣሲሮም።’ ሮይተርስ

‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ዝነበሩ ኣስታት 500 ተመዛበልቲ ኣሲሮም።’ ሮይተርስ

Radio Erena: 25 May 2021 ሰራዊት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ መነባብርኦም ዝተመዘበሉ ኣስታት 500 ተወላዶ ትግራይ ከምዝኣሰሩ ሮይተር [...]
ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ናትናኤል ብርሃነ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ቅድድሙ ኣቋሪጹ

ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ናትናኤል ብርሃነ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ቅድድሙ ኣቋሪጹ

Radio Erena: 25 May 2021 ካብ 8 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ጂሮ ዲ ኢጣልያ ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን ሓደ ዝኾነ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ካብቲ ውድድር ከምዝተኣልየ ፈ [...]
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

Radio Erena: 24 May 2021 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበ [...]
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

Radio Erena: 24 May 2021 ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን ኣብ መርበብ ተለቪዥን HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ጽሑፋት ድራማ ክትከውን በቒዓ:: ኣይዳ ዑስማን፣ Issa Rae ኣብ ዝተባህለት ኮሜዲያዊት ፊልም ከም [...]
1 169 170 171 172 173 634 1710 / 6340