Category: ዜና ኤርትራ

1 165 166 167 168 169 630 1670 / 6294
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ዝነበሩ ኣስታት 500 ተመዛበልቲ ኣሲሮም።’ ሮይተርስ

‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ዝነበሩ ኣስታት 500 ተመዛበልቲ ኣሲሮም።’ ሮይተርስ

Radio Erena: 25 May 2021 ሰራዊት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ መነባብርኦም ዝተመዘበሉ ኣስታት 500 ተወላዶ ትግራይ ከምዝኣሰሩ ሮይተር [...]
ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ናትናኤል ብርሃነ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ቅድድሙ ኣቋሪጹ

ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ናትናኤል ብርሃነ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ቅድድሙ ኣቋሪጹ

Radio Erena: 25 May 2021 ካብ 8 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ጂሮ ዲ ኢጣልያ ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን ሓደ ዝኾነ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ካብቲ ውድድር ከምዝተኣልየ ፈ [...]
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

Radio Erena: 24 May 2021 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበ [...]
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

Radio Erena: 24 May 2021 ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን ኣብ መርበብ ተለቪዥን HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ጽሑፋት ድራማ ክትከውን በቒዓ:: ኣይዳ ዑስማን፣ Issa Rae ኣብ ዝተባህለት ኮሜዲያዊት ፊልም ከም [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ መገሻ እገዳ ኣንቢሩ

ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ መገሻ እገዳ ኣንቢሩ

Radio Erena: 24 May 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ቪዛ እገዳ ኣንቢሩ። ኣብ ትግራይ ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት ኢድ ክህልዎም ይክእል’ዩ ዝተባህሉ ሓለፍቲ ጸ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንጹሃን ዜጋታት ቀቲሉ፣’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ከሲሱ

‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንጹሃን ዜጋታት ቀቲሉ፣’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ከሲሱ

Radio Erena: 23 May 2021 ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንጹሃን ዜጋታት ቀቲሉ፣ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ እዋን ከሲሱ። ብፍላይ ብዕለት 27ን 28ን ሕዳር ኣብ ከተማ ኣኽሱም 110 ሲቪላውያን ሰባት ብሰራዊት ኤ [...]
ናይ ሎሚ  ዓርቢ 21 ግንቦት 2021 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 21 ግንቦት 2021 ፈነወና

Radio Erena: 21 May 2021 Radio Erena · ዓርቢ 21 ግንቦት 2021   [...]
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣባላት ሓደ ናይ ዕደና ኩባንያ ምዃኖም ዝገለጾም ሰለስተ ቻይናውያን ጅሆ ሒዙ ከምዘሎ ገሊጹ

ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣባላት ሓደ ናይ ዕደና ኩባንያ ምዃኖም ዝገለጾም ሰለስተ ቻይናውያን ጅሆ ሒዙ ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: 20 May 2021 ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዕደና ናይ ዝተዋፈረ ኩባንያ ሰራሕተኛታት'ዮም ዝበሎም ሰለስተ ቻይናውያን ከምዝሓዘ፣ ንዝዘርግሖ መግለጺ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን። [...]
To Withdraw or Not to Withdraw that is the Question

To Withdraw or Not to Withdraw that is the Question

Radio Erena: 19 May 2021 Office of the Spokesperson of the Department of State released on 14 May a report on the U.S Horn of Africa Special En [...]
ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝቐተሉ፣ ሓደ ካፒተን ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ን50 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝቐተሉ፣ ሓደ ካፒተን ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ን50 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 18 May 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ወፍሪን ንግድን ዝነጥፍ ዝነበረ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተኸሰሱ፣ ሓደ ናይ ካፒተን ማዕረግ ዘለዎ ኣባል ሰራዊት ዝርከቦም ሰለስተ ዜጋታት እታ ሃገር ን50 ዓመታት ክእሰሩ ከ [...]
1 165 166 167 168 169 630 1670 / 6294