Category: ዜና ኤርትራ

1 152 153 154 155 156 630 1540 / 6293
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 02 September 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልግስ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ብ29 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን ከተማ [...]
መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: 01 September 2021 ሓደ መስከረም፣ መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ። ባሕቲ መስከረም፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ዝተነ [...]
ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ

ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ

Radio Erena: 31 August 2021 ብደረጃ ዓለም፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐ ዘሎ ብዝሒ ህዝቢ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝወሰኸ፣ ኣብ ሓደጋታት ዘይተላገብቲ ሕማማት ብምትኳር መጽናዕቲ ዘካየደ ማእከል ገሊጹ። [...]
ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ መሰል ምኽባር ሃይማኖት ዝኾነ ምምሕያሽ ከየርኣየ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ

ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ መሰል ምኽባር ሃይማኖት ዝኾነ ምምሕያሽ ከየርኣየ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: 30 August 2021 ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ መሰል ምኽባር ሃይማኖት ዝኾነ ምምሕያሽ ከየርኣየ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ንምኽባ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ

ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 30 August 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቀይዲ ጸኒሖም ዝተባህሉ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝኣተዉ፣ ሑቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤  ኣንቶንዮ ጉተረዝ

‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤ ኣንቶንዮ ጉተረዝ

Radio Erena: 29 August 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ናብ ካልኦት ዞባታት’ታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም እዩ፣ ክብል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣንቶንዮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

Radio Erena: 29 August 2021 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

Radio Erena: 26 August 2021 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናትን መርገጺ ኣመሪካን ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ ኣ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን

‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን

Radio Erena: 25 August 2021 ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ ክብሉ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፣ ሕብረት ኤውሮጳን በብወገኖም ገሊጾም። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሰኑይ 23 [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ

Radio Erena: 25 August 2021 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኢትዮጵያ ዘይሻራዊት ሃገር ኣይኮነትን፣ ስለ [...]
1 152 153 154 155 156 630 1540 / 6293