Category: ዜና ኤርትራ
ወትሃደራዊት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተዓሺጋ ከምዝቐነየት ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 February 2022
ወትሃደራዊት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተዓሺጋ ከምዝቐነየት ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እታ መርከብ፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊት ና [...]
ኣብ ኤርትራ ዳህሳስ ማዕድን ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኣልፋ፣ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ገሊጹ
Radio Erena: 15 February 2022
ኣብ ደቡባዊ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ዳህሳስ ማዕድን ዘካየድ ዘሎ፣ ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ኩባንያ ኣልፋ፣ ዘትባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ገሊጹ።
እቲ ካብ ጥሪ 2018 ኣትሒዙ ብዝተዋህቦ ፍ [...]
ኣመሪካ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ንድፈ ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 14 February 2022
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይ ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ዝቐረበ ንድፈ ሕጊ ድምጹ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ።
ብቋንቋ [...]
ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ድምጺ’ቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታቶም ክኾኑ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 13 February 2022
ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ድምጺ’ቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታቶም ክኾኑ ጻውዒት ቀሪቡ።
ብፍላይ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን [...]
ንወደብ ዓሰብ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ባቡር ንምስራሕ ዘኽእል መጽናዕቲ ተጀሚሩ
Radio Erena: 13 February 2022
ንወደብ ዓሰብ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ባቡር ንምስራሕ ዘኽእል መጽናዕቲ ተጀሚሩ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን።
በዓል ስልጣን መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
ዩኒሴፍ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ኣርባዕ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 5 ሚልዮን ቆልዑ ከምዝሓከመ ገሊጹ
Radio Erena: 11 February 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላይሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማልን ኬንያን፣ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ህጹጽ ቀረባት ማይን መግብን ከምዘድልዮም ኣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ
Radio Erena: 11 February 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ፣ ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ።
እቲ ብኣህጉራውያን ክኢላታት ሕጊን ጥብቕናን ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰራዊት ኢት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ
Radio Erena: 11 February 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ደርቂ ተቓሊዑ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣመልኪቱ።
እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት ትካል፣ ብ8 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ [...]
Patriarch of the Eritrean Orthodox Church Abune Anotnios passes away
Radio Erena: 09 February 2022
The reverend, Abune Antonios, Patriarch of the Eritrean Orthodox Church Passed away today in Asmara after 15 year [...]
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጥንዮስ፣ ሎሚ ረቡዕ 9 ለካቲት 2022፣ ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፎም
Radio Erena: 09 February 2022
ነዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝጸንሑ፣ ሳልሳይ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ሎሚ ረቡዕ 9 ለካቲት 2022 ዓሪፎም።
ኣብ ክሊ ዕድመ መፋርቕ [...]