Category: ዜና ኤርትራ
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ
Radio Erena: 03 June 2022
ምምሕዳር ባይደን፣ ንኣምባሳደር ሚካኤል ሃመር፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣቐዲሙ ፍሉይ [...]
‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’
Radio Erena: 01 June 2022
ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋር መስርሕ ኣብ 14 ሰነ ክትጅምሮ ምዃና ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት፣ ንፕሪቲ ፓተል ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ።
መንግ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ምውራዱ ሮይተርስ ንናይ UN ቡለቲን ብምጥቃስ ገሊጹ
Radio Erena: 31 May 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት፣ ኣብ ትግራይ፣ ከተማ ሸራሮ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ ኣብ ሰብን ንብረት ጉድኣት ከምዘውረደ፣ ንሓጺር እዋናዊ ጸብጻብ ወይ ቡለቲን ሕቡራት ሃገ [...]
ንኤርትራን ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 31 May 2022
ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ።
እቲ ካብ 29 ግንቦት ኣትሒዙ ዝጀመረ፣ 'Red Wave 5' ዝተሰምየ፣ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ [...]
ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ 24 ግንቦት ኵናት ምክያዶም ተገሊጹ
Radio Erena: 30 May 2022
ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ 24 ግንቦት ኵናት ከምዝተኻየደ፣ ወትሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ሎሚ ሰኑይ 30 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
[...]
ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 May 2022
ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተኻየደ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ ተገሊጹ።
መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣብ ዝዝርግሕኦ ሓበሬታ፣ እቲ ግጭት ኣ [...]
ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ
Radio Erena: 31 December 2022
ኣብ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጽጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ።
ወትሃደራዊ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብ [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላያ፤ ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን
Radio Erena: 29 May 2022.
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንምእላያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘውጾኦ መደብ ንምድጋፍ፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን።
[...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 28 ግንቦት 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 28 May 2022.
Radio Erena · ቀዳም 28 ግንቦት 2022
[...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 27 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 27 May 2022
Radio Erena · ዓርቢ 27 ግንቦት 2022
[...]