Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 90 91 92 93 94 385 920 / 3845
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ማእከል መወንጨፊ ሳትላይትታት ናብ ህዋ ክትሃንጽ’ያ

ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ማእከል መወንጨፊ ሳትላይትታት ናብ ህዋ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 11 January 2023 ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ማእከል መወንጨፊ ሮኬታትን ሳትላይትን ናብ ህዋ ክትሃንጽ'ያ። እዚ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ ፕሮጅከት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ቻይናን ጂቡቲን ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሐ ከበድቲ ብረታት ኣረኪቦም

ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሐ ከበድቲ ብረታት ኣረኪቦም

Radio Erena: 11 Januray 2023 ሓይልታት ትግራይ፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከቡ ክልቲኦም ወገናት ገሊጾም። ኣብቲ ካብ 11 ጥሪ ጀሚሩ ዝተኻየደ ናይ ምርኽኻብ [...]
ኣመሪካ፣ ንሶማል 9 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ኣበርኪታ

ኣመሪካ፣ ንሶማል 9 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ኣበርኪታ

Radio Erena: 11 January 2023 ኣመሪካ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምድጋፍ፣ ኣስታት 9 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት፣ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሞቛድሾ ኣፍሊጡ። እቲ ብ8 ጥሪ ዝተበርከተ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ፖለቲካውያን ሓይልታትን ናይ መወዳእታ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ፖለቲካውያን ሓይልታትን ናይ መወዳእታ ዘተ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 11 January 2023 ኣብ ሱዳን፣ ሲቪላዊ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ'ቲ ብዕልዋ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ሰራዊትን፣ ንሰልፍታት፣ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዝወከሉ ፖለቲካውያን ሓይልታትን [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኣይሁዳውያን ዝበጽሖም ግፍዕታት ‘ሆሎኮስት’ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክትምህር’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኣይሁዳውያን ዝበጽሖም ግፍዕታት ‘ሆሎኮስት’ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክትምህር’ያ

Radio Erena: 10 January 2023 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ተማሃሮ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ንኣይሁዳውያን ኣብ እዋን ካልኣይ ውግእ ዓለም ዝወረዶም ግፍዕታት ዘዘንቱ ፍጻሜታት ክመሃሩ ምውሳና፣ ንመግ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

Radio Erena: 09 January 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሽፍትነት ባሕሪ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ። እቲ ካብ 2 [...]
ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ

ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 January 2023 ኣብ ሶማል፣ ካብ 2006 ኣትሒዙ ብረታዊ ጎነጽ ዘካይድ ዘሎን ካብ 2011 ድማ ምስ ኣልቃዒዳ ብወግዒ ዝሓበረን ኣልሸባብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ ፈደራላዊ መንግስቲ፣ [...]
ኢራን፣ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታታ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

ኢራን፣ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታታ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

Radio Erena: 08 January 2023 መንግስቲ ኢራን፣ ምስቲ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ካብ ወርሒ መስከረም ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታቱ፣ ብ07 ጥሪ ብማሕነቕቲ ቀጺዑ። እቶም መሓመድ ማህዲ ካራሚን [...]
ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

Radio Erena: 08 January 2023 ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ከምዝተዓግቱ፣ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ሓቢረን። ገለ ካብቶም ገያሾ፣ ቆልዑ፣ ደቂንስትዮን ኣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 January 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ፣ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ስዒቡ [...]
1 90 91 92 93 94 385 920 / 3845