Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 17 May 2023
ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ቱኒዝያ ክትተሓባበር ምዃና፣ ናብታ ሃገር ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ማተዮ ፒያንተዶሲ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ15 ግንቦት ናብ ቱኒዝያ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ ጀነራል ሐሚቲ ወጊኖም ንዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራላት ካብ መዝነቶም ሰጕጉ
Radio Erena: 17 May 2023
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገርን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣዛዚ ፈጣን ሓይሊ፣ ጀነራል ሓንዳን ዳጋሎ ወጊኖም ዝበሎም ኣርባዕተ ጀነራል ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ዜጋታት እቲ ዞባ ዘተ የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 17 May 2023
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት እታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ወከልቲ ዜጋታት ናይቲ ዞባ ዘተ የካይድ ኣሎ።
እቲ ኣምባሳደር፣ ኣብ [...]
ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 በጺሑ
Radio Erena: 16 May 2023
ኣብ ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ብዝሒ ሰባት፣ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን።
ብስራት ወይ [...]
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ምዕራብ ሸዋ ግጭት ከምዘካየዱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 May 2023
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ሜታ ወልቂጤ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ግጭት ከምዘካየዱ፣ ኦነግ ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ ሓቢሩ።
እቲ [...]
ሶማል፣ ሓያል ዝናብ ብዝፈጠሮ ዕልቕልቕ 10ታት ሰባት ሞይቶም ልዕሊ 200 ሽሕ ተመዛቢሎም
Radio Erena: 15 May 2023
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝወረደ ሓያል ዝናብ ብዝፈጠሮ ዕልቕልዕ ብውሕዱ 22 ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 200 ሽሕ ድማ ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉን ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
[...]
19 ግንቦት ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክዝቲ’ዩ
Radio Erena: 15 May 2023
ንዓርቢ 19 ግንቦት፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክዝቲ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ 22 ኣባላት ሃገራት ዝሓቖፈ ማ [...]
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 14 May 2023
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ።
ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም
Radio Erena: 14 May 2023
ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝቢ ዝኾነ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም።
ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ፤ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ [...]
ዶባት ኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ክኽፈት እዩ
Radio Erena: 14 May 2023
ንኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶባት ንምኽፋት ዝዓለመ ሓድሽ ፕሮጀክት ተጀሚሩ።
ነ'ዘን ሰለስተ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽበን መስመራት ዶብ፤ ብሰንኪ ኣልሸባብ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ውሕስነት ተዓጽ [...]