Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 66 67 68 69 70 386 680 / 3855
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቴሌፎን ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተመልኪቱ

ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቴሌፎን ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተመልኪቱ

Radio Erena: 29 May 2023 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስቲ ምስ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይሉ ብዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 May 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣመንቲ ምስልምና ብዓርቢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ካብ መስጊድ ኣንዋር፤ ኣዲስ ኣበባ፤ ከምዝተበገሰ [...]
ሱዳን፡ ወኪል ው.ሕ.ሃ. ካብ ሃገራ ክወጽእ ሓቲታ

ሱዳን፡ ወኪል ው.ሕ.ሃ. ካብ ሃገራ ክወጽእ ሓቲታ

Radio Erena: 28 May 2023 መራሒ ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሃገሩ ክወጽእ ሓቲቱ። ኣል ቡርሃን ናብ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ወግዓዊ ስ [...]
ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር’ያ

ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 28 May 2023 ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ሶማል ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ካልኣይ እብረ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፤ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክ [...]
ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 26 May 2023 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓፈሻ ልዕሊ 43 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ OCHA ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኵናትን ዕልቅልቕ፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋር [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣመሪካን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣመሪካን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 26 May 2023 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣመሪካን፣ ካብ 23 ግንቦት ኣትሒዘን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢማራት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ እቲ ' [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ‘ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ‘ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 26 May 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ 'ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም። ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም። [...]
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ 10 ኤጲስ ቆጶሳት ክትሸይም ምዃና ኣፍሊጣ

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ 10 ኤጲስ ቆጶሳት ክትሸይም ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 May 2023 ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ዝተራእየ ምክፍፋል እናዓረገ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ላዕለዋይ መሪሕነት ቤተ ክህነት ክልል ትግራይ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ 10 ኤጲስ [...]
ኣምባሳደር ሶማል ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ፕረዚደንት ናብታ ሃገር ኣብ ዝገሸሉ እዋን ክብረት ተጋሂሱ ብዝብል መዝነቱ ሓዲጉ

ኣምባሳደር ሶማል ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ፕረዚደንት ናብታ ሃገር ኣብ ዝገሸሉ እዋን ክብረት ተጋሂሱ ብዝብል መዝነቱ ሓዲጉ

Radio Erena: 24 May 2023 ኣምባሳደር ሶማል ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ሳሊም ማዓው ሓጂ፣ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ናብታ ሃገር ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ክብረይ ተጋሂሱ ብምባል መዝነቱ ከ [...]
‘ምፍታሕ ዕጥቂ ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ክፋሉ ተዛዚሙ።’

‘ምፍታሕ ዕጥቂ ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ክፋሉ ተዛዚሙ።’

Radio Erena: 24 May 2023 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዕጥቂ ናይ ምፍታሕ መስርሕ፣ ካብ 85 ክሳብ 90% ከምዝተዛዘመ፣ ኣዛዚ ናይቲ ንምፍታሕ ዕጥቕን ትግባረ ስምምዕን ክትከታተል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ወ [...]
1 66 67 68 69 70 386 680 / 3855