Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞያታት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምስታፍ፣ ዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ከም ዘዕቢ ተሓቢሩ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምዕባይ ንዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ተራ ከም ዝጻወት፣ ኣብ ጃፓን ዝተኻየደ መጻናዕታዊ ጽሑፍ ምር [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ካብቲ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብቲ ዞባ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ዝበኣሰ ክኸውን ከም ዝኽእል UNHCR ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ኣብ ዞባ ዳርፉር ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ዝጸንሐ ምትፍናን ናይ ዓረብ ዘርኢ ዘለዎምን ዘይብሎምን ዓሌታት፣ ኣብ 2003 ናብ ጥርዙ ዓሪጉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት [...]
ኢትዮጵያ: ጥንታዊት ከተማ ላሊበላ ኣብ ሓደጋ ዕንወት
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ላሊበላ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተደኩና እትርከም ጥንታዊት ከተማ እያ:: ኣብታ ከተማ ካብ ከውሒ ተጸሪበን ዝወጻ ኣብ መበል 12ን 13ን ክፍለዘመን ዝተ [...]
ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ፊፋ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ሓድሽ ጻውዒት ፕሮጀክትታት ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ከምዘውጸአ ተገሊጹ።
ካብ ፊፋን GIZማለት ሚኒስትሪ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ልምዓትን [...]
ዩኔስኮ፣ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023፣ 69 ጋዜጠኛታት ተቐቲሎም
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ጸብጻብ ዩኔስኮ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023 ካብ ዓሰርተ ሃገራት 69 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ይሕብር።
ብደረጃ ዓለም፡ እቶም ዘይተፈ [...]
ኡጋንዳ፣ ብጉዳይ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ካብ ኣመሪካ እገዳታት ስዒቡዋ
Radio Erena:Thursday, 09 November 2023
ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ናይ ሕልፈት ማእሰርትን ሞትን ዝርከቦ መቕጻዕታት ምውሳና፣ ኣመሪካ፣ ትሕቱ ኣታዊ ንዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ካ [...]
ሱዳን፤ ምትእትታው ሩስያዊ ጉጅለ ዋግነር ንምእላይ ጻዕርታት ተካይድ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኪየቭ ፖስት ዝተባህለት ናይ ዩክሬይን ማዕከን ዜና ኣብ ዓምዳ ከም ዘስፈረቶ ፍሉያት ሓይልታት ዩክረይን ኣብ ሱዳን ንዋግነር ግሩፕ ናይ ሩስያ እናሃደኑ ዘርኢ ክልተ [...]
ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኣብ 2022 ብድምር 1.3 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ዓባይ ሰዓል ሞይቶም።
ብደረጃ ዓለም፡ ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 (ልዕሊ ኤችኣይቪን ኤይድስን) ካልኣይ ኣ [...]
መራሕቲ ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ተመያይጦም
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳል ቫኪር ሚያርዲት፣ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብተዛማዲ ተረጋጊኡ ኣብ ዝጸንሐ ብዙሕ ከባቢታት ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ይግለጽ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ጎጃምን፣ [...]